Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኩባንያ ሁዋዌ መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ንምዝማን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንኽገብር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናዊ ኣፍራዪ ኤሌክትሮኒክስ ኩባኒያ ሁዋዌ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረተ ልምዓታት ሓይሊ ንምምሕያሽን ንምዝማንን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሓገዝ ንኽገብር ተሓቲቱ፡፡
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ምስ ፕሬዚዳንት ህዋዌ ኣብ ዞባ ምብራቕና…
ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ነምልዋጥ ዘኽእሉ ተግባራት እናተሰርሑ ይርከቡ – ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ነምልዋጥ ዘኽእሉ ተግባራት እናተሰርሑ ከምዝርከቡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ፍሰሃ ይታገሱ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ዞባታት ናፃ ንግዲ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዘቕረበቶ ሕቶ ምላሽ ከምዝረክብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዘቕረበቶ ሕቶ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ምላሽ ንምሃብ ይስራሕ ከምዘሎ ዳይሬክተር ዲቪዥን ኣክሴሽን ትካል ንግዲ ዓለም ማይካ ኦሺካዋ ገሊፀን።
ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ማይካ ኦሺካዋ…
ኣሜሪካ ትሕቲ ሰሃራ ንዝርከባ ሃገራት ኣፍሪካ 536 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ትሕቲ ሰሃራ ንዝርከባ ሃገራት ኣፍሪካ ዝውዕል 536 ሚሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ።
ዋና ፀሓፊ ሲቪል ድሕንነት፣ ዴሞክራሲን ሰብኣዊ መሰላትን እታ ሃገር ኡዝራ ዘያ÷ ኬንያን ኣብ ኢትዮጵያ ፅቡቕ ፃንሒት ከምዝነበረንን…
ወርልድ ስኪል ንኢትዮጵያ መበል 88 ኣባል ብምግባር መዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምዓት ክእለት ጠሚቱ ዝሰርሕ ዓለም ለኸ ትካል "ወርልድ ስኪል" ንኢትዮጵያ መበል 88 ኣባል ብምግባር ከምዝመዝገባ ተገሊፁ፡፡
ኢትዮጵያ ኣብዚ ትካል ኣባል ምዃና ንመናእሰይ ክእለት፣ ሞያኦም ቦታ ንኽህልዎ ዝሕግዝ ዓብዪ ዕድል ከምዝኾነ ሚኒስትር…
ብመሰረት ንህዝብና ዝኣተናዮ ቃል ኣብ 2016 ዓ.ም ፅዕንቶ ናብራ ህዝብና ንምቅላል ዝሰራሕናዮ ስራሕ ዕዉት ነይሩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ መደባት መንግስቲን ፓርቲን ከምኡውን ትልሚ 2017 ዓ.ም ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ከምዝተጀመረ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፀን ኣብ ዘማሓላለፍኡ መልእኽቲ፥…
መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ውሽጢ ኢኮኖሚ ዘለዎ ግደ ክብ ዘብል ኢዩ- ኣይተ ኣህመድ ሽዴ
አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 3፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ውሽጢ ኢኮኖሚ ዘለዎ ግደ ክብ ዘብል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ገሊፆም።
ኣፈፃፅማ ምእካብ ግብሪ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
መንግስቲ ዝእክቦ ዘሎ ግብሪ ምስ ሓፈሻዊ ፍሪያት…
ኢትዮጵያ ስደተኛታት ዘለዉሉ ቦታ ንኽከናኸኑ ብምግባር ዓብዪ ተሞክሮ እናርአየት ትርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስደተኛታት ብምቕባል ጥራሕ ዘይኮነ ዝነብሩሉ ቦታ ንኽከናኸኑ ብምግባር እውን ዓብዪ ተሞክሮ እናርአየት ከምዝኾነት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ፣ ኣምባሳደራት…
መመሓየሺ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሕሶት ከምዝኾነ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ መሃያ ሲቪል ሰርቫንት ብዝብል ዝተጋወሐ ሓበሬታ ሕሶትን ዝኾነ ይኾን መበገሲ መሰረት ዘይብሉን ከምዝኾነ ኮሚሽነር ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም።
መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ስኬል መሃያ…
ምውፋራት ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ሃገራዊ ሰላምን ምርግጋእን ንኸዓስል ልዑል ግደ ነይሩዎም – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን
አዲስ አበባ፣ ነሐሴ 2፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ ተዘዋዊሮም ብምዕዛብ ኣብ ቀፃሊ ወፍሪታት ዝጠመተ መምርሒ ስራሕ ሂቦም፡፡
እቲ ትካል ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር ዘጋጠሙ ምንጋዕ…