Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተምሃርኡ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ብካልኣይን ቀዳማይን ዲግሪ ብዝተፈላለዩ ዓውደ ትምህርቲ እናምሃሮም ዝፀንሐ 1467 ብዲግሪ፣ 122 ብድህረ ምረቓ ብድምሩ 1 ሺሕን 589 ተምሃሮ ንመበል ዓስራይ ግዜ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ…
መንግስቲ ፅዕንቶ ናህሪ ናብራ ንምቕናስ ብዙሓት ኢንሸቲቫት ብምቕራፅ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፅዕንቶ ናህሪ ናብራ ንምቕናስ ብዙሓት ኢንሸቲቫት ብምቕራስ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተልዓሉ ሕቶታት…
ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰሓቢት ልዑል ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝኾነት ሃገር ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ዝሳለጥ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂን ምላሽን፥ ሎሚ ዘበን ካብ ፍሪያትን ኣገልግሎትምን…
ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ።
እቶም…
ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበሩ ሕቶታት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) የቕርቡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበሩ ሕቶታት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) የቕርቡ ኣለዉ።
ብመሰረት እዚ፦
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሃነፀ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ትሑት ምንቅስቓስ ንግዲ ተዋፊሮም ዝነበሩ…
መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝላዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም።
ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣፈፃፅማ…
ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ፀፅታን ድሕንነትን ካብ 3 ክሳብ 11 ሓምለ 2016 ዓ.ም ዝወሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ፀፅታን ድሕንነትን ካብ 3 ክሳብ 11 ሓምለ 2016 ዓ.ም ዝወሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ።
እቲ ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም እቲ ፈተና ብሰላም ንክዛዘም ዓጀባ ናውቲታት ፈተና፣ ሓለዋን ተፍቲሽን…
ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ ወገናት ንምጥያሽ ርብርብ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ማእኸል ዕዳጋ ኣሸዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝተጎድኡ ወገናት ብዘላቕነጽ ንምጥያሽ ተዋዲድካ ርብርብ ንኽግበር ኣይተ ኣደም ፋራህ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት…
1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 178 ኢትዮጵያውያን ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡
ንተመለስቲ ዜጋታት ሓገዝ ብምግባር ምስ ስድረኦም ናይ ምፅምባር ስራሕ እናተሰርሐ…
ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚነስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሰለስተ ሚኒስትራት ሽመት ሂቦም።
ካብ 26 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝሃቡዎም ሽመታት፡-
- ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ሚኒስትር ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን
- ካሳሁን…