Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅ ምትሕብባር መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒን እወንታዊን ሰላም ንምርግጋፅ ምትሕብባር መዳርግቲ ኣካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ብሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ግዝኣት ዩታሃ ምስ ዝርከቡ ኣመራርሓ ፋውንዴሽን ስተርሊንግ ኣብ ህንፀት…

መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ዘተ ዝግበረሎም ስትራቴጂካዊ ጉዳያት ንምውሳን ይዛተዩ ኣሎዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ፓርቲታት ፖለቲካን ብቐፃልነት ዘተ ዝግበረሎም ስትራቴጂካዊ ጉዳያት ንምውሳን ይዛተዩ ኣሎዉ። ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዋና ኣተሓባባሪ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣደም ፋራህ፥ ምስ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ…

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበበ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ ሶኮሩ ጣቢያ ኣበልቲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ። ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1ን 30ን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶፐም ካብ ዝሓለፉ ሰለስተ ሰባት ብተወሳኺ ሸውዓተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። ብተስፋሁን…

230 ኢትዮጵያውያን ካብ ኦማን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)230 ኣብ መዓስከራት  ኦማን ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ደገፍ ብምግባር ምስ ስድራ ናይ ምፅንባር ስራሕ ይውገን ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ፍሉያት ኮማንዶ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ደመላሽ ገብረሚካኤል ምስ ኣባላትን ኣመራርሓን ፍሉያት ኮማንዶ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘቲዮም። እቶም ኮሚሽነር ጀነራል ብፍሉይ ኮማንዶ ብምስልጣን ኣብ ዝተፈላለዩ ግዳጃት ጅግንነት ዝፈፀሙን ኣብዚ ሐዚ እዋን እውን…

ኣብ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ ዓውደ መፅናዕቲ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዙርያ ሕውየት ዓውደ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝጠመተ ዓውደ መፅናዕቲ ከምዘሳልጥ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣፍሊጡ። እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘማሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ካብ 24 ጉንበት 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ገሊፁ።…

ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ናይ ትኹረት ዓውዲታት ብምፍላይ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ንምዕባለ ሃገር ዘለዎ ወሳኒ ግደ ንምፅዋት ዘኽእሉ ናይ ትኹረት ዓውዲታት ብምፍላይ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋረሕ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣዳሚፁ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ…

ኢትዮጵያ ኣብ ርከብ ቻይና-ኣፍሪካ ወሳኒ ግደ ትፃወት ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ርከብ ቻይና-ኣፍሪካ ወሳኒ ግደ ትፃወት ከምዘላ ሚኒስትር ካውንስለር ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ያንግ ይሃንግ ገሊፆም። ኮንፈረንስ ላዕለዎት ሰብ ሞያ ምትሕብባር ቻይና ኣፍሪካ(ፎካክ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ…

ኣብ ኩሎም ዞባታት ወለጋ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባዕቲኦም ዞባታት ወለጋ ይውገን ብዘሎ ተግባራት ምኽባር ሕጊ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ማእከላዊ እዚ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዳሎል ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ኣብ ዞባ ምብራቕ፣ ምዕራብ፣ ቄሌመን ሆሮ ጉድሩን ወለጋ ኣብ ልዕሊ እቲ ግብረ ራዕዲ…

ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዓለም ለኸ ዝምድና ንምምዕባል ዝዓለመ መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዓለም ለኸ ዝምድና ንምምዕባል ዝዓለመ መድረኽ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ-ሪያድ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ልዕሊ 5 ሺሕ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎ ኣፍረይቲ ኣውሮፕላናት፣ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት በረራ፣ ማእኸላት ትምህርቲን ምርምርን…