Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መበል 27 ዓመታዊ ጉባኤ ጥዕና ኣብ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 27 ዓመታዊ ጉባኤ ጥዕና ኣብ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ዘላቒ ኢንቨስትመንትን ኢኖቬሽንን ንጠንካራ ስርዓት ጥዕና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ዓውዲ ጥዕና…

ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያን ሰንበርድ ባዮ ፊውልን ኣብ ኣቪዬሽን ልምዓት ነዳዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያን ኩባንያ እንግሊዝ ሰንበርድ ባዮ ፊውልን ኣብ ኣቪዬሽን ልምዓት ነዳዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያ ኣይተ ቴዎድሮስ ጌታቸውን…

ፎረም ጣና  ሎሚ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 11 ፎረም ጣና  ሎሚ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ክጅመር ኢዩ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ፥ እቲ ፎረም “ኣፍሪካ ኣብ ተቐያያሪ ሉላዊ ስርዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሰለስተ መድረኻት…

ን671 ሺሕን 589 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ እዚ ባጀት ዓመት ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ን671 ሺሕን 589 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)። እተን ሚኒስትር ኣፈፃፅማ ናይ መጀመሪያ 100 መዓልታት…

ትሕዝቶታት ሃገር ለኸ ፈተና 2018 ዓ.ም 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ፈተናታት ትምህርቲን ምዘናናን ትሕዝቶታት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ዕላዊ ገይሩ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈተንቲ ካብ…

ምሕዝነት ልምዓት ኣብ ምጥንኻር ልዑል ውፅኢት ተረኺቡ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ዝነበረ ፃንሒት ምሕዝነት ልምዓት ኣብ ምጥንኻር ልዑል ውፅኢት ረኺብና ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ዓመታዊ ኣኼባ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝነበሮ…

ባንኪ ዓለም ኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምዕባይ ሓገዝ ቴክኒክን ፋይናንስ እናገበረ ይርከብ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ንንምዕባይ ሓገዝ ቴክኒክን ፋይናንስ እናገበረ ከምዝርከብ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ግሩፕ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ…

ምሕደራ ፊስካል ንምጥንኻር፣ ኣተኣኻኽባ ሃፍቲ ውሽጢ ሃገር ንምጉልባን ዝተዋደደ ስራሕቲ ሪፎርም ንምቅልጣፍን መንግስቲ ቆራፅ ኢዩ  – ኣይተ ኣመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕደራ ፊስካል ንምጥንኻር፣ ኣተኣኻኽባ ሃፍቲ ውሽጢ ሃገር ንምጉልባን ዝተዋደደ ስራሕቲ ሪፎርም ንምቅልጣፍን ቆራፅ ኢዩ ክብሉ  ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣመድ ሺዴ ገሊፆም። ብኣይተ ኣህመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ሰብ ሞያ ሚዲያ ትግራይ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት ሰብ ሞያ ሚዲያ ሎማዓንቲ ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ንዝሳለጥ ሃገራዊ ዘተ ግንዛበ ኣብ ምፍጣር እጃሞም ንኽፃወቱ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ሓበራዊ ያታታት ዝኾኑ ሃገራዊ ፕሮጀክታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያዊያን ሓበራዊ ምትሕብባር ኣብ ቀረባ እዋን ዝተዛዘመ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቀፂሉ ድማ ህንፀቶም ዝተጀመሩ ዓበይቲ ሃገራዊ ፕሮጀክታት ድኽነትን ካብ ምስዓር ሓሊፉ ሓበራዊ ያታታት ኢዮም ኢሎም ምሁራንን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን።…