Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

“ግፋ” ኣብ ኤርትራ፤ ሓፈሳ ኣብ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ 10፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ኤርትራ ንዘበናት እናሳቐየ ዝነበረ ወታደራዊ ማእኸል መሰልጠኒ ካምፕ "ሳዋ"ን "ግፋ" መሪር ሓቂ፣ ዶብ ተሳጊሩ ኣብ መሬት ኢትዮጵያ ዳግም እናተተግበረ ምርኣይ ናይ ታሪኽ መሕዘኒ ኣጋጣሚ ኢዩ። ትማሊ ኣዴታት ኤርትራ በቢመፈገዱን ኣብ…

ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ሰላማዊ ሰልፊ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝካየድ ሰልፊ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስዱ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ከምዝዕፀዉ ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ትግራይ እናተበኣኣሰ ዝመፅአ ቅልውላው ንምቅዋምን ጠጠው ንምባልን ከምኡ እውን…

ጉዳይ ህልውና!

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብታሪኽ ኣጋጣሚ ህዝባዊን ሕጋዊን ውክልና ኣብ ብዘይብሉ ጉጅለ በሪ ባሕራ ስኢና ኢያ። በዚ ምኽንያት ድማ ልምዓታ ብዝድለ መጠን ከይዓቢ ማሕለኻ ካብ ምዃኑ ሓሊፉ ኣዚዩ ልዑል ጥንቃቐ ዘድልዮም ብሄራዊ ድሕንነታ ዝምልከቱ ኣቑሑታት ሓዊሱ ብጎረባብቲ…

ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኣብ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ቁፅሪ ሒሳብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ኣቢሎም ኣብ ሓደ መስኮት ኣገልግሎት ንኽረኽቡ ፍቓድ ሂቡ፡፡ እቲ ባንኪ ምስ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ሓዱሽ ፍቓድ…

ሰብ ተኮር ስራሕቲ ልምዓት መንግስቲ መደመር

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ዓውዲታት ጭቡጣት ዓወታት ዘመዝገበ እንትኸውን፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕቲ ልምዓቱ ልዑል ለውጢ ኣምፂኡ ኢዩ። መንግስቲ መደመር ኣብ ዓውዲታት ሕርሻ፣…

ሸንሸል ዕንወት

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምድኻምን ኣብቲ ዞባ ዝለዓለ ፀብለልታ ንምሓዝን ዝደልዩ ታሪኻውያን ፀላእቲን ናይ ወፃኢ ሓይልታትን፣ ብዝተራቐቐ መገዲ ካብ ዝጥቀሙሉ ሓደ ሜላ፣ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላምን ልምዓትን ከይዓስል ምግባር እዩ። ኣብ ኣልፋሽጋ ካብ ዘሎ ወጥሪ ዶብ ብዝዘለለ ስዉር ኢድ ጀሚሩ፣…

ንሕና ኣፈላላይና ናይ ምፍታሕ ጥንኩር ባህሊ ዘለና ህዝቢታት ኢና

ኢትዮጵያውያን ብብዙሕነት ተኸባቢርና እንነብር፣ ኣፈላላያትና ብልዝብን ብሽምግልናን ናይ ምፍታሕ ጥንኩር ባህሊ ዘለና ህዝቢታት ኢና። እዚ ሰናይ ዘኹርዕ ልምድና ሃገራዊ ልዝባት ክንጥቀመሉን ብሓባር ዘላቒ ሰላም ክንሃንፅን ልዑል መሰረት ዝኸውን ኢዩ። ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሃገራዊ…

ድሌትን ረብሓን ኢትዮጵያ ጠጠው ዘብል ሓይሊ የለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ብብዙሕ ዝተሓላለኹ ፀገማት ንኽትሓልፍ ብናይ ውሽጢ ባንዳታት፣ ዝኾረዩን ጥቕሚ ዝደልዩን ብዙሓት ሽርሒታት እናተሰርሓ ፀኒሑ ኢዩ፡፡ ማሕበረብ ነኒባዕሉ ብሃይማኖትና ብብሄር ከጋጭዉ ዝኽእሉ ኣጀንዳታት ብመሃብ ረብሓ…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝነፍስ ንፋስ ኲናትን ዘይምርግጋዕን ብሃደበት ዝመፀ ኣይኮነን።ኣቲ ዞባ ብኲናት እናተናወፀ፤ ብጥሜትን ፀገምን እናተሳቐየን ዝነብር ዘሎ፤ ከም ዕድሉ ዝተወሰነ ኮይኑ ኣይኮነን። ብስውር ሽርሒ፣ ብረቂቕ ሜላን፣ ናይ ሓንቲ ሃገር መወዳታ ዘይብሉ ድልየት ንኽተግብር ተገይሩ እምበር።…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እናፈፀሞ ዘሎ ግፋ ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ዝመፅእ ቀዳም ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ጠመተ ዝገበረን "ግፋ ደው ይበል፣ ሰላም ይዕሰል" ብዝብል ዝተዳለወ ጋዜጣዊ መግለፂ ሎሚ ተዋሂቡ። ነቲ ሰልፊ ዘተሓባብር ቤት ምኽሪ ሰላም ለውጥን ትግራይ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት እናካየዶ…