Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሚኒስቴር ትምህርቲ 37 ሞተር ብሽክሌታታት ንክልል ጋምቤላ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ 37 ሞተር ብሽክሌታት ንክልል ጋምቤላ ሓገዝ ገይሩ።
መራሒ ፈፃሚ ስራሕ መደንፍዒ ትምህርቲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ቴዎድሮስ ሸዋረገጥ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ርኽክብ÷ እተን ሞተር ብሽክሌታት ንምምሕዳር ከተማ ጋምቤላን ኩለን ወረዳታትን…
ስትራተጂ ዳግመ ሕውየት ተደረቕቲ ከባብታት ትግራይ ተግባራዊ ንምግባር ዘኽእል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ አበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ስትራተጂ ዳግመ ሕውየት ተደረቕቲ ከባብታት ትግራይ ንምፅዳቕ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ መቐለ ይዝቲ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘሕለፉ ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ…
ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ጉዕዞ ንክሰመር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ አበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ዝነብሩ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ናብ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ጉዕዞ ንክሰመር ይስራሕ ከምዘሎ ኣብ ዝተፈላለያ ክፋላት ዓለም ዝርከቡ ሚሲዮናት ፌዴሪኢ ገሊፆም።
ብመሰረት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዘቕረብዎ ፃውዒት፥ ኣብ…
መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ብሰንኪ ኲናት ዕንወት ዘጋጠሞ መባእታዊ ሆስፒታል ሰመማ ብልዕሊ 8 ሚልየን ብር ይፅገን ከምዘሎ ተገሊፁ።
እቲ ባጀት ዩኒሴፍ ካብ ዝተባህለ ትካል ገባሪ ሰናይ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል…
ሃገራዊ ዘተ ዕላዊ ንክኸውን ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ግደኦም ክዋፅአዙ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ዕላዊ ንክኸውን ሰብ ሞያ ስነ ጥበብ ግደኦም ክዋፅአዙ ከምዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ።
ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ሞያተኛታት ስነ ጥበበን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ሃገራዊ ዘተን ሃገራዊ ምርድዳአን…
ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ህዝቢ ብምፅራርን ሃፍቲን ንብረትን ብምዕናውን ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምምላስ ኣይከኣለን-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ህዝቢ ብምፅራርን ሃፍቲን ንብረትን ብምዕናውን ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምምላስ ኣይከኣለን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ካብ…
ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ መህርቲ 2016/17 ዝኸውን ልዕሊ 4 ነጥቢ 3 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ሎሚ መዓልቲ እውን 550 ሺሕ ኩንታል ኤን ፒ ኤስን ኤን ፒ ኤስ ቦሮን ዘበናዊ ዱኽዒ…
ኣብ ትግራይ ፈተና 8ይ ክፍሊ ካብ 24 ክሳብ 26 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ተግራይ ዝወሃብ ፕሮግራም ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 2016 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ።
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ፅሬት ትምህርቲ ዳይሬክቶሬት ምዘና ትምህርትን ብሄራዊ ፈተናታትን ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ፕሮግራም፥ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2016 ዓ.ም…
ኣብ ትግራይ ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማም ቲቢ ንምጅማር ዝዓለመ ዋዕላ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማም ቲቢ ኣብ ዞባታት ማእኸልን ሰሜን ምዕራብ ክልል ትግራይ ንምጅማር ዝዓለመ ዋዕላ ተሳሊጡ።
እቲ ዋዕላ፥ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ምስ ሪች ኢትዮጵያ ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትሕብባር ዘሳለጥዎ…
ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ኣሳሊጠን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ኣሳሊጠን።
ኣካቢት ጉጅለ ሕውነት ኢትዮ-ካዛኪስታን ቤተልሄም ላቀው (ዶ/ር)፥ እቲ ዘተ ነተን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ልዑል ረብሓ ዘለዎ ኢዩ ኢለን።…