Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኤልሳልቫዶር ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤልሳልቫዶር ኣብ ኣፍሪካ መበል ካልኣይ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ።
ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኤልሳልቫዶር ኤሌክሳንድራ ሂል ቲኖኮ ዝተመርሐ ልኡኽ መስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዘቲዩ።
ኣብቲ ዘተ…
መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ወርሒ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትሽዓተ ወርሒ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ።
ኣብቲ መድረኽ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ሓለፍቲ ዘፈር ዋና ቤት ፅሕፈት ከምኡ እውን ሓለፍቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልላት ተረኺቦም።
ተቐባልነት…
ስራሕቲ ህንፀት ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ዝተልዓለ ህንፃ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ህንፀት ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ዝተልዓለ ህንፃ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ተጀሚሩ።
ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ እቲ ህንፀት፥ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ፣ ከንቲባ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 4 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ክ/ከተማ ቦሌ ወረዳ 11 ወረገኑ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ዝወቕዐ ዝናብ ስዒቡ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ኣርባዕተ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።
እቲ ምምሕዳር ከተማ ማስተር ፕላኖም ዘይተኸተሉ ህንፀታት ወሰን ሩባ ሕብረተሰብ ንሓደጋ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ንኣፍሪካ ዝገብሮ ደገፍ ንከጠናኽር ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ብፈተናታት ኩሉ ዝተሳገረ ዘይብዳህ ፅንዓት ምርግጋዕን ፍርያትን ኢኮኖሚ ናይ ዘቐደመ መሓዉር ሰራሕቲ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ መርኣያነት የርእይ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፥ ኣብ…
እናተረኸቡ ዝርከቡ ዓወታት ብተግባር ንህዝቢ እቲ ክልል ከሳግሩ ኣለዎም – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኩሉ ዘፈር እናተረኸቡ ዝርከቡ ዓወታት ብተግባር ንህዝቢ እቲ ክልል ከሳግሩ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም፡፡
ኣብ ዝሓለፉ ሰስተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፀንሐ ገምጋም ሳልሳይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ኬኒያ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ልኡኾምን ናብ ኬኒያ፣ ናይሮቢ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 21 ዓለም ለኸ ጉባኤ መማልኢ ማሕበር ልምዓት(ኣይ ዲ ኤ) ንምርካብ ኢዮም ናብታ ሃገር ተጓዒዞም።
እቲ ጉባኤ ደገፍቲን…
ኣብ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ትምህርት ንትውልዲ ልዕሊ 25 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትምህርቲ ንወለዶ መሰረተ ልምዓታት ትምህርቲ ንምምሕያሽ ብዝተገበረ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ልዕሊ 25 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ምንቅስቓስ ናህሩ ሓሊዩ ክቕፅል ከምዝግባእ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ሓፈሻዊ…
ኣብ ዓውዲ ኣውቶሞቲቪል ናይ ሳፋሪ ተሽከርከርቲ ንምፍራይ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣፍረይቲ ምሽጢ ሃገር ንምብረትታዕን ንፍርያታት ውሽጢ ሃገር ቅድሚት ንመሃብን ብዝተቐመጠ ኣንፈት መሰረት ኣብ ዓውዲ ኣውቶሞቲቪል ናይ ሳፋሪ ተሽከርከርቲ ንምፍራይ ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣመራርሓን ኣባላትን ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት…
ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ደሴ ኣብ ፀገም ኮይንካ ዘዕግብ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዘርእዩ ኢዮም – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ደሴ ኣብ ፀገም ኮይንካ ዘዕግብ ስራሕ ምስራሕ ከምዝከኣል ዘርእዩ ከምዝኾኑ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን…