Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣጎዋ ምግላል ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው…
ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 374 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 374 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘቕረብኡ ፀብፃብ፥ እቲ ኣፈፃፅማ ምስ ሕሉፍ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር…
መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ን1 ሺሕን 445 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ በዓል ተንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ን1 ሺሕን 445 ተሃነፅቲ ይቕሬታ ገይሩ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ፥ መዐቀኒ ኣዋጅ ይቕሬታ ንዘማልኡ ተሃነፅቲ ይቅሬታ ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።
እቶም ተሃነፅቲ ኣብ…
በዓላት ዓርቢ ስቕለትን ፋሲካን ብሰላም ንክኽበሩ ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ዓርቢ ስቕለትን ፋሲካን ብሰላም ንክኽበሩ ዘኽእል ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ናብ ስራሕ ምእታዉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ኣዲስ ኣበባ መላእ ኣካላት ፀፅታ ዘሳተፈ ዘተ ተገይሩ።
ኣብቲ…
በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ናብ ዓዶም ዝኣትዉ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ናብ ዓዶም ዝኣትዉ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ኣቀባብላ፥ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…
1 ሺሕን 180 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር በረራ ብዝተሳለጠ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ 1 ሺሕን 180 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡
ካብ ዝተመለሱ ዜጋታት እቶም 1 ሺሕን 98 ደቂ ተባዕትዮ፣ 79 ደቂ ኣንስትዮ፣ 3 ህፃናት ከምኡ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ተሞክሮ ኣካፊላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዶሚኒካን ሪፐብሊክ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል ኣቪዬሽን ትካል ድጋፍ ሉላዊ ኣፈፃፅማ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ልምዲ ኣካፊላ፡፡
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብቲ ዓለም ለኸ ሲምፖዚዬም ሲቪል…
ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 46 መርሚል ነዳዲ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 46 መርሚል ነዳዲ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣፍሊጡ፡፡
ኣዛዚ ፖሊስ እታ ከተማ ሓጋዚ ኢንስፔክተር ኣዳነ ኣለማየሁ ከምዝገለፁዎ÷ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ካብ ዝነበረ ነዳዲ እቲ 35 መርሚል…
መሰልን ረብሓን ሰራሕተኛታት ናይ ምኽባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ኢንዱስትሪ ምርግጋፅ፣ መፍረያይነት ምዕባይ፣ ድሕንነት ኣብ ስራሕን ረብሓ ሰራሕተኛታት ናይ ምኽባር ስራሕን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ሸቃሎ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 49 ግዘ…
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያዊያን ፍልፍል ኩርዓት ዝኾነ ዓብዪ ትካል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያዊያን ፍልፍል ኩርዓት ዝኾነ ዓብዪ ትካል ከምዝኾነ ከንቲባ ምምጀሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
በተን ከንቲባ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ኣብ ሓይረሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ።…