Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቅርታ ዘልዕሉ መገዲታት ፕሮጀክት ኣብ ሓፂር ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብነበርቲ ቅርታ ዘልዕሉ ዝነበሩ መገዲታት ፕሮጀክት ኣብ ሓፂር ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ተርሚናል ኣውቶቡስ ኮልፈ 18ን ኣየር ጤናን ካራ ወለቴን ዑደት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ድሬዳዋ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመርን ካብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ብዝተረኸበ በጀት ዝተሃነፀ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም፡፡
እቲ ቤተ መፅሕፍቲ ልዕሊ 1 ሺሕ ካሬ ሜትር ቦታ ስፍሓት ዝዓረፈን ዘበናዊ መሰረተ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ በረራ ብምክያድ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8 ) የብዕል።
እቲ መገዲ ኣየር ተግባር ብምንቅስቃስ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ሓያል ተሳትፎ ከምዘለዎን የርኢ።
ናይ…
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግና ኢትዮጵያ እጃመን የብርክቱ ኣለው – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ…
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግና ኢትዮጵያ እጃመን የብርክቱ ኣለው – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግናን ማዕርነትን ኢትዮጵያ እጃመን የበርክታ ኣለዋ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብዝተፈላለዩ ኩነታት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8 ) ‘ድምፂ ደቂ ኣንስትዮ ንዝማዕበልት ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓብ ብዝተፈላለዩ ኩነታት እናተኸበረ ይርከብ፡፡
ብዓለም ንመበል 115 ግዜ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ…
ወርሒ ረመዳን ምስ ድኻታት፣ ፅጉማትን ስደተኛታትን ብምፍጋፍ ምሕላፍ ይግባእ – ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ወርሒ ረመዳን ምስ ድኻታት፣ ፅጉማትን ስደተኛታትን ብሓባር ብምብላዕ፣ ብምስታይ፣ ብምስታይን ብመሕጋዝን ምሕላፍ ይግባእ ኢሎም ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፡፡
6ይ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር…
“ዓድዋ ዘበን ተሳጋሪ ዓወትን ሓበራዊ ዝኽሪን ኢትዮጵያውያን” ዝተሰመየ መፅሓፍ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)"ዓድዋ ዘበን ተሳጋሪ ዓወትን ሓበራዊ ዝኽሪን ኢትዮጵያውያን" ዝተሰመየ መፅሓፍ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተመሪቑ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ላዕለዎት…
ሃገራዊ ጎስጓስ መተኣኻኸቢ እቶት መቄዶንያ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል መሕገዚ ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእምሮን መቄዶንያ ካብ 6 መጋቢት 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ዓብዪ ሃገራዊ ጎስጓስ መተኣኻኸቢ እቶት ክካየድ ኢዩ።
ኮሚቴ መተሓባበሪ ጎስጓስ መተኣኻኸቢ እቶት እቲ ማእኸል ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ።
መስራቲ…
ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያ ንህንፀት ሃገር ድው ዝኾነ ትውልዲ ንምቕራፅ ዘኽእል ኢዩ – ሜ/ጄ ጥሩዬ ኣሰፌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያ ንህንፀት ሃገር ድው ዝኾነ ትውልዲ ንምቕራፅ ዘኽእል ኢዩ ኢለን ዳይሬክተር ምምሕዳር ሙዚዬምን ሓድጊን ሰራዊት ምክልኻል ሜ/ጄ ጥሩዬ ኣሰፌ፡፡
ሜ/ጄ ጥሩዬ ከምዝበለኦ÷ ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያካብ ዘመነ መንግስቲ ኣኽክሱም…
ምዝገባ መረፅቲ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡
ምዝገባ መረፅቲ ምጅማሩ ስዒቡ ደማ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዜጋታት ናብ መረፃ ጣቢያታት ብምኻድ ናይ መረፃ ካርዲ እናወሰዱ ይርከቡ፡፡
ኣብቲ ከይዲ ምዝገባ 18…