Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢሬቻን ኣብ ብራዚል ዝኽበር ፌስቲቫል ሬቬዮንን – ዘደንቕ ምምስሳል ባህሊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ወዲ ሰብ ድሕሪ 4 ሺሕ ዓመታት ሓዱሽ ናይ ዘበን ዑደት እናኽበረ ፀኒሑ እዩ።
ኣረጊት ዓመት ሓሊፉ ሓዱሽ ዓመት እንትጅምር፣ ተፈጥሮን ፈጣሪን ናይ ምምስጋን፣ ከምኡ እውን ማሕበራዊ ርክብ ናይ ምጥንኻር ባህሊ ኣብ መላእ ዓለም ብዝተፈላለየ መንገዲ…
በሪ ባሕሪ ታሪኻዊ ምዕራፍ ወለዶ – ዓባይ ሃገር፣ ዓብዩ ህዝቢ፣ ዓብዩ ራእይ
ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ታሪኻዊ ፀላእቲን ወረርቲ ባዕዳውያን ገዛእትን ዝሰዓረትሉ ታሪኽ ጀማሮ፣ ኣብ ኣፍሪካ እቲ ዝዓበየ ግድብ ማይ ብባዕላ ዓቕሚ ዝሃፀት ኢትዮጵያ ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ፕሮጀክታት ዘለዋ ናይ ምፍፃም ቆራፅነት ኣርእያ እያ።
ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ሓድነታ…
ኩሉ ኢትዮጵያዊ ልክዕ ከም ሰራዊት ምክልኻል ሃገሩ ካብ ልቡ ክፈቱ ይግባእ – ኣምባሳደር ረድዋን ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩሉ ኢትዮጵያዊ ልክዕ ከም ሰራዊት ምክልኻል ሃገሩ ካብ ልቡ ክፈቱ ይግባእ ኢሎም ዳይሬክተር ጄነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕነትን ኣምባሳደር ረድዋን ሑሴን።
ኣምባሳደር ረድዋን ማእኸል ሙዚየም ኪነ ጥበብን ስፖርትን ምክልኻል ኣብ ዝበፅሑሉ…
ኢትዮጵያ – ዓባይ ሃገር፣ ዓብዩ ህዝቢ፣ ዓብዩ ራእይ
ኣዲስ ኣበባ፣19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓድሓደ ሃገራት ብስፍሓት ካርታ ይልከዓ፤ ኢትዮጵያ ግን ካብኡ ሓሊፋ ብኻልእ ሚዛን ትምዘን፤ ብዕምቆት ታሪኽ፣ ብብዝሃነት ህዝቢ ከምኡውን ብልዕልና መንፈስ።
ልዕሊ 130 ሚሊየን ህዝቢ ዝሓዘት እዛ ሃገር፣ ልዕሊ 80 ብሄር፣ ብሄረሰባትን ኣብ ሓንቲ…
ጀማሉ ጀንበር (ዶ/ር) ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሾይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ጀማሉ ጀንበር (ዶ/ር) ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሸይሞም።
ጀማሉ ጀንበር (ዶ/ር) ኣብቲ ምምሕዳር ከተማ ካብ 2016 ጀሚሮም ክሳብ ሕዚ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት…
ዞባዊ ልምዓት ማእከል ዝገበረ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሶማልያን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) እናተጠናኸረ ዝመፅአ ክልተኣዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ሶማልያን ንሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ዓብዩ ኣበርክቶ እናገበረ ይርከብ።
ክልቲኤን ሃገራት ዶብ ጥራይ ዘይኮነስ ቋንቋ፣ ባህሊ፣ እምነትን ልምድን ዝካፈሉ ከምኡውን ጠንካራ ህዝባዊን ማሕበራዊን…
ኣብ ስግግር ልምዓት ኢትዮጵያ ዘፈር ፋይናንስ ወሳኒ ግደ ኣለዎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስግግር ልምዓት ኢትዮጵያ ዘፈር ፋይናንስ ወሳኒ ግደ ኣለዎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)።
ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) እዚ ዝበሉ፤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተኻደ ኣብ ዝርከብ…
ኣብ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ዕዳጋታትን ጥንኩራት ትካላትን ይህነፁ ኣለዉ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ዕዳጋታትን ጥንኩራት ትካላትን ይህነፁ ኣለዉ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ።
ጉባኤ ፎረም ፋይናንስ ኢትዮጵያ 2026 ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ።…
ፕሬዚዳንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓለም ለሐ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ነቶም ፕሬዚዳንት ኣቀባብላ ገይሮምሎም።
ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ፡ ታሪኻዊ ምዕራፍ ሓባራዊ ድምፂን ብዙሕነትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስረታ ሓዱሽ መንግስቲ ሓባራዊ ድምፂ ኩሎም ኢትዮጵያውያንን ፅባቐ ብዙሕነትን ብተግባር ዝግለፀሉ ታሪኻዊ ምዕራፍ እዩ።
እዚ ሓዱሽ ህዝባዊ ውዳበ ማዕርነት ኩሎም ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ከምኡ እውን ብዙሕ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ፅኑዕ…