Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ህዝቢ ዝሃበና ሓላፍነት ንምውፃእን ዝኣተናዮ ቃል ንምፍፃምን ብትግሃት ክንሰርሕ ኢና – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ብመገዲ መረፃ ዝሃበና ሓደራ ንምውፃእን ዝኣተናዮ ቃል ብትኽክል ንምፍፃምን ብትግሃት ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ። ጨፌ ኦሮሚያ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ 7ይ ዘበን ስራሕ ናይ 2019 ዓመት ቀዳማይ…

ረቂቕ ኣዋጅ መመሓየሺ ሰራዊት ምክልኻል ናብ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተመሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መሪሑ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 59 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት…

ጨፌ ኦሮሚያ ንኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምግባር ሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ 7ይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ዓመት 2019 ዓ.ም ጉባኤ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ‎ጨፌ ኦሮሚያ ኣብ ጉባኤኡ ንኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዳግም ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ብምግባር ሾይሙ።

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 273 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 273 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ 1 ሺሕን 108 ደቂ ተባዕትዮ፣ 163 ደቂ ኣንስትዮን 2 ህፃናትን እንትኾኑ፤ ካብዚኣቶም ድማ 49 ዕድሚኦም…

ከም ደመራ ብሓባር ደው እንትንብል፤ፀልማት ሃገርና ብርሃን ዝስዓር ይኸውን- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ከም ደመራ ብሓባር ደው እንትንብል፤ ፀልማት ሃገርና ብርሃን ዝስዓር ይኸውን ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ስነ-ስርዓት ደመራ መስቀል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መስቀልኣደባባይ ብድምቀት እናተኻየደ ይርከብ።…

የመስቀል ደመራ በአዲስ አበባ መስቀል አደባባይ በድምቀት እየተከበረ ነው

አዲስ አበባ፣ መስከረም 16፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) የመስቀል ደመራ በአዲስ አበባ መስቀል አደባባይ በልዩ ልዩ ኃይማኖታዊ ሥነሥርዓት በድምቀት እየተከበረ ይገኛል፡፡ በሥነሥርዓቱ ላይ የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ፓትሪያርክ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ፣ ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳት…

ፕሬዚዳንት ታዬ ንበዓል ደመራን መስቀልን ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ንኹሎም ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ንበዓል ደመራን መስቀልን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መልእኽቶም እንኳዕ ንበዓል ደመራን መስቀልን 2019 ዓ.ም ብሰላም ኣብፅሐኩም ኢሎም።

ኤምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኤምባሲታት ዝተፈላለዩ ሃገራት ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ ኤምባሲታት ኣሜሪካ፣ ኬንያ፣ ኢራን፣ እስራኤል፣እንግሊዝ፣ ኣየርላንድን ስዊድንን ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ሰናይ…

ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሊቀ ትጉሃን ቀሲስ ታጋይ ታደለ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ በዓል መስቀል ብተግባር ዝተገልፀ…

ደመራ መስቀል፡ ፅንዓት፣ መደመር፣ ፍቕርን ተስፋን ብርሃን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ በብዓመቱ ኣብ ኣደባባይ ካብ እተኽብሮም በዓላት ሓደ በዓል ደመራ መስቀል እዩ። መስቀል ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቒሉ፣ ደሙ ኣፍሲሱ፣ ስጋኡ ተቘሪሱ ንዓለም ዘድሓነሉ ዙፋን ክርስቶስ ስለ ዝኾነ…