Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሃገር ለኸ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ተምሃሮን መምህራንን ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ሃገር ለኸ ውድድር ፈጠራ ስራሕ ተምሃሮን መምህራንን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣብ ሚኒስቴር ትምህርቲ መራሒ ኣፈፃሚ ልምዓት ኣመራርሓ መምህራንን ትምህርቲ ሙሉቀን ንጋቱ (ዶ/ር)፥…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ንልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ቀዋሚ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ን50 ሺሕን 569 ዜጋታት ቀዋሚ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ቢሮ ልምዓት ስራሕ፣ ኢንተርፕራዝን ኢንዱስትሪን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ኣመራሓታ ዘፈር እቲ ቢሮ፣ ምክትል ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከተማን ምክትል ፈፀምቲ ስራሕን…
ብምክትል ኣቦ መንበር ብሄራዊ ኮንግረስ ቻይና ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣቦ መንበር ብሄራዊ ኮንግረስ ቻይና ሎሳንግ ጂያልትሰን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ…
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 18 ምርኢት ነፈርቲን ኤግዚብሽንን ዱባይ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ልኡኽ ክሳብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ኣብ ዝሳለጥ መበል 18 ምርኢት ነፈርቲን ኤግዚብሽንን ዱባይ ይሳተፍ ኣሎ።
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ጎኒ ንጎኒ እቲ ዓውደ…
ምስ ለኣኽቲ ዕደና፣ ኣቕረብቲ ክባራት ዕደናታትን ገይፀመይፅን ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ምስ ለኣኽቲ ዕደና፣ ኣቕረብቲ ክባራት ዕደናታትን ገይፀመይፅን ዘቲዮም።
ኢትዮጵያ ክባራት ኣእማንን ገይፀመይፂ ዕደናታትን ነዕዳጋ ወፃኢ ብበዝሒ እተቕርብ እኳ እንተኾነት ካብቲ ዓውዲ ዝርከብ ሸርፊ ወፃኢ ግን ምስ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ቦይንግ ስምምዕነት ዕድጊት 67 ኣውሮፕላናት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኽ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ዓብዪ ዝተብሃለለሉ ዕድጊት 67 ኣውሮፕላናት ምስ ኩባንያ ቦይንግ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
ብመሰረት እቲ ምምዕነት እቲ መገዲ ኣየር 11 ቦይንግ 787 ድሪምላይነር ከምኡ እውን 20 ቦይንግ 737 ማክስ…
ኣብ ትካላት ጥዕና ዝርከቡ መፅንሒ ኣዴታት ሞት ኣዶታት ንምንካይ ግደኦም እናተዋፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትካላት ጥዕና ዝርከቡ መፅንሒ ኣዴታት ሞት ኣዶታት ንምንካይ ግደኦም እናተዋፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ብምኽንያት ወሊድ ዘጋጥም ሞት ኣዴታት ንምንካይ ነባር መፅንሒ ገዛውቲ ንምጥንኻርን ብተሳትፎ ሕብረተሰብ ሓደሽቲ ክፍሊታት ንምህናፅን ዝተፋላለዩ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘቕባበ ዋጋን ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ዝሃቡዎ መብርሂ ቀንዲ ቐንዲ ነጥቢታት
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘቕባበ ዋጋን ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ዝሃቡዎ መብርሂ ቀንዲ ቐንዲ ነጥቢታት፦
- ኣብ ኢትዮጵያ ምኽባር ናብራ ኣለ፤ ኣብ ኢትዮጵያ ሰባት ብምኽንያት ምኽባር ናብራ ንምምጋብ እናተፀገሙ ይርከቡ እዚ ሕቶ ሓቂ ኢዩ፡፡…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ሞሽን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቐረበሉ ኣንፈት ጠመተ ሞሽን መንግስቲ 2016 ዓ.ም ብሙሉእ ደምፂ ኣፅዲቑ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ፥ መበል ሳልሳይ ዓመት ራብዓይ ዘበን ስሩዕ…
ኢትዮጵያ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ሓንቲ ጥይት ናይ ምትኳስ ባህጊ ኣይብላን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ሓንቲ ጥይት ናይ ምትኳስ ባህጊ ኣይብላን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፍሊጦም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዲፕሎማሲን ሕቶ ወደብን ኢትዮጵያ ጠሚቶም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…