Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኩሉ ሰብ ተሳታፊ ሓምለዋይ ኣሰር ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኩሉ ሰብ ፈልሲ ብምትካል ተሳታፊ ሓምለዋይ ኣሰር ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኢትዮጵያ ስምምዕነት ደገፍ 86 ነጥቢ 18 ሚሊየን ዶላር ከቲማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዩኒሴፍን ፈንዲ ህዝቢ(ዩኤንኤፍፒኤ)ን ስምምዕነት ደገፍ 86 ነጥቢ 18 ሚሊየን ዶላር ከቲማ።
ኣብቲ ስምምዕነት ደገፍ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው፣ ምክትል ተወካሊ ዩኒሴፍ ሪኮ ካጎሺማን ምክትል ተወካሊ ዩኤንኤፍ…
ሰብ ሃፍቲ ኣብ ልምዓት ደርሁ ትግራይ መዋእለ ንወዮም ዘዋፍሩሉ ዕድል ንክፍጠር ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሃገርለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ክልል ትግራይ ኣብ መቐለ በዕሊ ከፊቶም።
ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ፥ እቲ ሃገርለኸ ኤክስፖ ቁጠባ እቲ ክልል ኣብ ምዕባይ ክንጥቀመሉ ይግባእ ኢሎም።
እቲ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትር ምክልኻልን ኣየርላንድ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትር ምክልኻልን ኣየርላንድ ሚሼል ማርቲን ዘቲየን።
ብሚሼል ማርቲን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ትማሊ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዉ ይዝከር።…
ኣብ ኣዋሳኒ ከባቢታት ክልል ዓፋርን ሶማሌን ዘጋጠሙ ጎንፅታት ብዘተ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተስማዕሚዕና-ርእሳነ ምምሕዳራት ክልቲአን ክልልት
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዋሳኒ ከባቢታት ክልል ዓፋርን ሶማሌን ዘጋጠሙ ጎንፅታት ብዘተ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተስማዕሚዕና ኣለና ክብሉ ርእሳነ ምምሕዳራት ክልቲአን ክልልት ገሊፆም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጤፌ መሓመድን…
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ።
ብመሰረት እዚ፦
ኣይተ ያብባል ኣዲስ - ሓላፊ ቢሮ ትራንስፖርት
ወ/ሮ ቅድስት ወልደ ጊዮርጊስ - ሓላፊት ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ
ወ/ሮ ይመኙሻል ታደሰ -…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘቲዮም።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ብርኪ ጥዕና ክልል ትግራይን ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ዝዓነው ትካላት ጥዕናን ጠመተ ዝገበረ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ልኡኽ መንግስቲ ኣየር ላንድ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ሚኒስትር ምክልኻልን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣየርላንድ ሚካኤል ማርቲን ምስ ዝምራሕ ልኡኽ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ…
ኣብ ከተማ መቐለ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ትግራይ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተኸፊቱ።
እቲ ሃገር ለኸ ኤክስፖ ልምዓት ደርሁ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኢዮም ከፊተምዎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ኣይተ…
ደቡብ ሱዳን ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ምፍራማ ተቐባልነት ሓሳብ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ማዕቐፍ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ምፍራማ ተቐባልነት ሓሳብ ኢትዮጵያ ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም።
‘የኢትዮጵያ እና የግብፅ ሽኩቻ’ ዝብል መፅሓፍ ዝፀሓፉ ውብሸት ሲሳይ(ዶ/ር)፥ ኣብ ጉዳይ ማይ ናይል ብግብፅን ሱዳንን ተታሒዙ…