Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ።
ከባቢ መዕርፎ ነፈርቲ ቀብሪደሃር ብተኸታታሊ ብዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብዘጋጠመ ጉድኣት እቲ ኣገልግሎት ተቋሪፁ ከምዝነበረ ተገሊፁ፡፡…
በዓል ስቕለት ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለተ ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ።
እቲ በዓል ኣብ ካቴድራል ካቶሊክ ቤተክርስቲያን ልደታ ማሪያም ብዙሓት ተኸተልቲ እቲ እምነት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት…
ኣብ ሞንጎ ኢንዱስትሪን ፍርያትን ኣድላዪ ምትእስሳር ቀረብ ብምጥንኻር ልምዓት ምቅልጣፍ ይግባእ – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪን ደላዪ ፍርያትን ዝረአ ክፍተት ንምምላእ ምትእስሳር ቀረብ ብምጥንኻር ልምዓት ምቅልጣፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ጉጅለ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ምርካባ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ከምዝረኸበት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ ዓለም ለኸ ሲንፖዚየም ትካል ሉላዊ ኣፈፃፅማ ኣቪዬሽን…
ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኽኽበር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኸኽብር ኣብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ምድላዋቱ ብመዝዛም ናብ ተግባር ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን ኣፍሊጡ፡፡
ህዝቢ ሰላምን ድሕንነትን ከባኡ ዝህውኹ ኣጠራጠርቲ…
መድረኽ ምድማፅ ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምድማፅ ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተጀሚሩ።
ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ዴኤታ እዮብ ተካለኝ (ዶ/ር)ን ተረኺቦም።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፥ ዕላማ ምድላው ባለት 2017 ዓ.ም መሪሕ ትልሚ…
ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ።
ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ ሰርዓታት…
ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንክገብሩ ተሓቲቱ።
ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣምባሳደር ሌንጮ ባቲ፥ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንግዲ እታ ሃገር…
ኣብ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሾኔ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ሃዲያ ከተማ ሾኔ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
ካልኦት ክልተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ሓላፊ ክፍሊ ሓበሬታን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ንዝርከቡ ትሑት እቶት ዘለዎምን ዓቕሚ ዝሰኣኑን ወገናት መኣዲ ኣንጊደን።
እተን ፕሬዚዳንት፥ ዝግበር ደገፍ ኣብ ቀፃሊ እውን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ…