Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“ብቁ” ዝተብሃለ መተግበሪ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 2 ሺሕ ዜጋታት ናይ ምውፋር ዓቕሚ ኣለዎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግልጋሎት ወፍሪ ስራሕቲ ወፃኢ ሃገራት “ብቁ” ዝተብሃለ መተግበሪ ኣብ መዓልቲ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ዜጋታት ንስራሕ ንምውፋር ዘኽእል ዓቅሚ ምፍጣሩ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን፡፡
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን÷ ፈጠራ ዕድል…
ዕጡቓት ጉህዴን ፃውዒት መንግስቲ ብምቕባል ናብ ሕብረተሰብ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ማንዱራ ዝነበሩ ዕጡቓት ጉህዴን ፃውዒት መንግስቲ ብምቕባል ናብ ሕብረተሰብ ከምዝተመለሱ ዞባ መተከል ኣፍሊጡ፡፡
እቶም ዕጡቓት ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም እንትምለሱ÷ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ዞባን ሽማግለታት ሃገርን ኣብ ከተማ ገነተ ማርያም…
ፋብሪካ መሰቦ ተመን ዋጋ ችርቻሮ ስሚንቶ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ መሰቦ ተመን ዋጋ ችርቻሮ ስሚንቶ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ፋብሪካ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፥ ብመሰረት ሓዱሽ መስርሕ መሸጣ ሲሚንቶ ተመን ዋጋ ችርቻሮ PPC ሲሚንቶ ዕላዊ ገይሩ ኣሎ ።
ስለዝኾነ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ…
ከንቲባ ኣዳነች ህንፀት ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ህንፀት ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ገይረን።
ከይዲ ህንፀት እቲ ስታዲየም፣ ሃድሶ ደቂ ኣኒስቲዮን ካልኦት ፕሮጀክታትን ተዘዋዊረን ርእየን።
እቶም ፕሮጀክትታት ኣብ ከይዲ ህንፀት ንብዙሓት…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ሓገዝ ከምእትገብር ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገነዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሳለጥ ሪፎርም ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፆም።
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተሳለጠ ጉባኤ ስዑዲ ኣፍሪካ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ይካየድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ዳይሬክተር ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ውባየሁ ማሞ(ኢ/ር)፣ ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝምን ኪነ ጥበብን ኣዲስ ኣበባ ሂሩት…
ብ‘’ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ’’ ዝሰልጠኑ ተምሃሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ብ‘’ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ’’ ዝሰልጠኑ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይምረቑ ኣለዉ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ቀፀልቲ ተስፋታት…
3ይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል ርእሲ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ማእኸላት ምሃብ ተጀሚሩ።
ኣብ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ማእኸል ስልጠና ጅማ እናተኃየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩሎም ክልላትን…
ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ውድድር ፅባሕ ቀዳም 1 ሕዳር 2016/ዓ.ም ኣብ ቤተ ምፅሓፍቲ ኣብርሆት ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ኣብቲ ውድድር…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንዉሚ አዴሲና ተዛቲየን።
ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉበኤ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ እናተሳተፋ ዝርከባ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ…