Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ንምትእንጋድ ዘኽእላ ስምምዕነት ከቲማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ዓለም ለኸ ጉባኤ ፋይናንስ ንልምዓት ንምትእንጋድ ዘኽእላ ስምምዕነት ከቲማ።
እቲ ጉባኤ ካብ 15 ክሳብ 19 ሓምለ 2016 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ስምምዕነት፥ ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣየርላንድ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣየርላንድ ሚሼል ማርቲን ዝተመር ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ትማሊ ኣማሲዩ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትኬት ጉዕዞ ኣብ ኢትዮጵያ ዝዕድጉ ወፃእተኛታት ብሸርፊ ወፃኢ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትኬት ጉዕዞ ኣብ ኢትዮጵያ ዝዕድጉ ወፃእተኛታት ብሸርፊ ወፃኢ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፀኦ መብርሂ፥ ንመገደኛታት ዝወሃብ ዓለም ለኸ ኣገልግሎት ሽይጣት ትኬት በረራ ብሙሉኡ ብሸርፊ ወፃኢ ጥራሕ…
ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘህንፆም ፕሮጀክትታት መስኖ ምስ ዝሰርሑ ተቛረፅቲን ኣማኸርቲ ትካላትን ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ከቲሙ።
ሚኒስትር ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)፥ፕሮጀክትታት ብፅርየት፣ ስልጠትን ኣብ ዝሓፀረ እዋንን ምዝዛም…
ኣብ ዞባ ጌዴኦ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዴኦ፣ ወረዳ ጮርሶ ቀበሌ ዲባንድቤ ሎሚ ረፋድ ሰዓት 5 ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።
በቲ ሓደጋ ካልኦት ኣርባዕተ ሰባት እውን ከቢድ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞም ተገሊፁ።
“ሲኖ ትራክ”…
ኣብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 21 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።…
ኣብ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ለውጢ ንክመፅእ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ለውጢ ንክመፅእ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን።
ካብ ተሓጋዝነት ናብ ኣፍራይነት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ልምዓታዊ…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፖል ካጋሚ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ርዋንዳ ንመበል ራብዓይ እዋን ንዝተዓወቱ ፖል ካጋሚ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፕሬዚዳንት…
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ።
ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 2016 ዓ.ም ብምዝታይ ክፀድቕ ኢዩ ተባሂሉ።
ከምኡውን…
ምስ ስርዓተ ምግብን ጥዕናን ዝዛመዱ ሓደሽቲ ፕሮጀክትታት ተግባራዊ ክኾኑ ኢዮም ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብም ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ) ብምትሕብባር ምስ ስርዓተ ምግብን ጥዕናን ዝዛመዱ ሓደሽቲ ፕሮጀክትታት ተግባራዊ ክኾኑ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ናይ ዩኤስኤይድ ኒውትሪሽን ኣባላት ጉጅለ ስርዓተ ምግቢ፣ ልምዓትን ሰላምን ብምጥማር…