Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብዚ ሰሙን ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ተጠቒሞም ዓማዊል ከጭበርብሩ ዝፍትኑ ኣለዉ – ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ተጠቒሞም ዓማዊል ኣጭበርብሩ ካብዝፍትኑ ንክሕልዉ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣጠንቂቑ፡፡
ኣጭበርበርቲ ኣብዚ ሰሙን ምስ ሲስተም ተተሓሒዙ ዝተፈጠረ ፀገም ከም ኣጋጣሚ ንምጥቃም ፈተነ እናገበሩ ምዃኖም ከምዝፈለጠ…
ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንኢኮኖሚያዊ ረብሓ ንምውዓል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንኢኮኖሚያዊ ረብሓ ንምውዓል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን።
በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ፌዴራል ኣብቲ ክልል ስራሕቲ…
ኮማንድ ፖስት ማእኸላይ ሸዋ ኣብ ዙሪያ ሰላምን ፀፅታን ዝተሳለጡ ዓበይቲ ተግባራት እናገምገመ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ማእኸላይ ሸዋ ኣብ ዙሪያ ሰላምን ፀፅታን ዝተወገኑ ዓበይቲ ተግባራት ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን እናገምገመ ይርከብ።
ወረዳታት ዞባ ሰሜን ሸዋ ምምሕዳር ከተማ ደብረብርሃን ብሓባር ምኽክር እናካየዱዎ ኣብ ዝርከቡ መድረኽ÷ ኣብ ክልል…
እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ሲውዘርላንድ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ኢግናዚኦ ካሲስ ብምዃን እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ሲውዘርላንድ ኣንቢሮም።
እቲ ህንፃ መንበሪ ኣምባሳደር ሓዊሱ መአከቢ ኣዳራሽን ንዝተፈላለዩ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ንቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም እግሪ ዝተኽልሉን ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ መመሓየሺ ኣዋጅ ንቀወምቲ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን…
ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ቀረባ እዋን ተፈፂሙ ብዝተብሃለ ግዕዝይናን ምጉልእላእን ዝተጠርጠረ ሰራሕተኛ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ተጓዓዚት ተፈፂሙ ብዝተብሃለ ግዕዝይናን ምጉልእላእን ዝተጠርጠረ ሰራሕተኛ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ ተገሊፁ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ…
ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘለወን ክልቲኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሓ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ገሊፆም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትግበራ ምዘናን ምደባን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትግበራ ምዘናን ምደባን ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተጀሚሩ።
ቢሮ ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ምምሕዳር እታ ከተማ ምስ ምምሕዳር እታ ከተማ በምትሕበባር ኣብ 16 ትካላት ከካይዶ ዝፀንሐ ምድላው ምዕራፍ ምዘናን ምደባን…
ሕድሳት ውዕሊ ኣገልግሎት ቆፃሪ ኤሌክትሪክ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ.ም ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገለግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓማውቲ ዘገልግል ሕድሳት ውዕሊ ኣገልግሎት ቆፃሪ ኤሌክትሪክ ክሳብ 30 ሰነ 2016 ዓ.ም ከምዘናውሐ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ኮርፖሬት እቲ ትካል መላኩ ታዬ፥ እቲ ሕድሳት ውዕሊ ቀፃሪ ካብ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኡስማን ዲዮን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኡስማን ዲዮን ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኡስማን ዲዮን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ንኢትዮጵያ ንዝገበርዎ ኩለ መዳይ…