Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓብዪ ዕድል ኣሎ – ኣምባሳደር ሚያን ኣቲፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፓኪስታን ሚያን ኣቲፍ ሰብ ሃፍቲ ሃገሮም ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንምግባር ዓብዪ ዕድል ከምዘሎ ገሊፆም፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ ንኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ሚያን ኣቲፍ ሸሪፍ ሎሚ ኣብ…
ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተግህ ጥንኩር ኣመራርሓ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመለኻኽታን ተግባራዊ ሓድነትን ብምሕላው ንኩለመዳይ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተግህ ጥንኩር ኣመራርሓ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣብ ኩሉ ብርኪ ሓላፍነት ንዝርከቡ…
ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካን ኣካዳሚ ብሄራዊ ምምሕዳር ቻይናን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካን ኣካዳሚ ብሄራዊ ምምሕዳር ቻይናን ላዕለዎት ኣመራርሓ ብስልጠናን ብምርምርን ዓቕሞም ንምህናፅ ዘኽእል ስምዕምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት÷ ርእሰ ኣካዳሚ ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ዛዲግ ኣብርሃን ምክትል…
ትልሚ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ንምዕዋት ማእኸላት ዳታ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትገብሮ ትልሚ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ንምዕዋት ማእኸላት ዳታ ንምጥንኻር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ማእኸላት ዳታ ብምጥንኻር ኣብ ዕቤት ፋይናንስ ሴክተርን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ንምውዓል…
ትካላት ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዓለም ለኸኤክስፖ ኢምፖርት ኤክስፖርት ይሳተፉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ዝልእኹ ትካላት ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ዓለም ለኸኤክስፖ ኢምፖርት ኤክስፖርት ይሳተፉ ኣለዉ።
ኣብ ከተማ ሻንጋይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤክስፓ÷ ዝተፈላለዩ ፍርያታት ናብ ወፃኢ ዝልእኹ ትካላት ኢትዮጵያ ፍርያቶም…
ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ንምንካይ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣፍሊጡ።
መተሓባበሪ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣያና ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ንኣፍረይቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም እታዎታት ፍሪያት መድሓኒትን ሕክምናን ውሽጢ ዓዲ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሰብ ሞያን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም እታዎታት ፍሪያት መድሓኒትን ሕክምናን ውሽጢ ዓዲ ይሳተፍ ኣሎ።
“ድልየት ፍሪያት ውሽጢ ዓዲን ዝተቐመጡ ስትራቴጂክ…
ስብእና መንእሰይ ንምቕራፅን ሃገር ንምስጋር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ናይ ለውጢ ትውልዲ" ዝተብሃለ ስብእና መንእሰይ ንምቕራፅን ሃገር ንምስጋር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)÷ እቲ ፕሮጀክት ቅን ቢዝነስ ግሩፕ ምስ ዝተብሃለ መንግስታዊ ዘይኮነ…
ንቢሮ ጥዕና ክልል ዓፋር 15 ተሽከርከርቲ ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ንቢሮ ጥዕና ክልል ዓፋር ሓሙሽተ ኣምቡላንሳት ሓዊሱ 15 ተሽከርከርቲ ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ብተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቡበከር ካምፖ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል…
ኣገልግሎት ወለንታዊ መናእሰይ ብሄራዊ ምርድዳእ ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ወለንታዊ መናእሰይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርድዳእ ይፈጥር ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።
ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም፥ መናእሰይ ካብ ከባቢኦም ወፂኦም ብሄራዊ ሓድነት ዝፈጥሩሉ ወለንተናዊ ኣገልግሎት መርሃ ግብሪ ምድላዊ ተዛሪቦም።…