Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ዘቲዮም
ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ዘቲዮም።
ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ከመዝገበሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 50 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምትሕልላፍ ዘኽእል ሰብስቴሽን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 50 ሜጋ ዋት ሓይሊ ምትሕልላፍ ዘኽእል ሰብስቴሽን ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሽፈራው ተሊላን ካልኦት ኣጋይሽን…
ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእል ኣወዳድባ ተሃኒፁ- ዶ/ር ደረጄ ዱጉማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብብርኪ ሃገር ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዘኽእል ኣወዳድባ ከምዝተሃነፀ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
መበል 25 ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ዱጉማ፥ ኣብ መመሓየሺ…
24 ጥቅምቲ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ኣይድገምን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)24 ጥቅምቲ ኣብ እዚ ሰሜን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ፀሊም ነጥቢ ዘንበረ ኣጋጣሚ ብምዃኑ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ኣይድገምን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥…
ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምቹውን ዘተኣማምንን ዕድል ስራሕ ምፍጣር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ምቹውን ዘተኣማምንን ዕድል ስራሕ ምፍጣር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ፡፡
ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት…
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢት ቦርድ ቀይሕ መስቀል ፊንላንድ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢት ቦርድ ቀይሕ መስቀል ፊንላንድ ኤሊ ኣልቶነን ተዛቲየን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ሞንጎ ትካላት ቀይሕ መስቀል ኢትዮያን ፊንላንድን ዘሎ ርክብ 90 ዓመት ዘቑፀረን ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ዝርከብን…
ምደባ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም መሕለፊ ውፅኢት ዘመዝገቡን ንሚኒስቴር ትምህርቲ ተፀዋዕቲ ኣብ ዝኾና ዩኒቨርስቲታት መንግስቲ ብመፃኢ ምክፋል (ስኮላርሽፕ)…
ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ተረባሕነት ሃገራት ክብ ዘብል ኢዩ-ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሱል ዲፕሎማሲያዊ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ተረባሕነት ሃገራት ክብ ዘብል ኢዩ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም።
ዲፕሎማት ኣምባሳደር ጥሩነህ ዜና መሰል ምጥቃም ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ኣንፈት ዲፕሎማሲ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፥…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስራሕቲ ምክልኻል ግዕዝይና ልዕሊ 126 ሚሊየን ብር ሃፍቲ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ግዕዝይና ንምክልኻል በዝተሰርሐ ስራሕ ልዕሊ 126 ሚሊየን ብር ሃፍቲ ካብ ብኽነት ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ጀማል ረዲ…
ሰላም ንምፅናዕ ደቂ ኣንስትዮ ዘማእኸለ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስራሕቲ ምኽክርን ዕርቀ ሰላምን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንምፅናዕ ደቂ ኣንስትዮ ዘማእኸለ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስራሕቲ ምኽክርን ዕርቀ ሰላምን ምስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም።
መርሃ ግብሪ መጀመሪ ክልላዊ ፕሮጀክት ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዘማእኸለ…