Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሕቶ ህዝቢ መሰረት ዝገበረ ልምዓት ንክህልወን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሕቶ ህዝቢ መሰረት ዝገበረ ልምዓት ንክህልወን ይስራሕ ከምዘሎ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ዓብዱረህማን ገሊፀን።
ኣብ ከተማ ሞጆ ብልዕሊ 360 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ማሕበራዊን ኢኮኖሚን ሎሚ ንኣገልግሎት…
ጉጅለ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ክፍለ ኣህጉር ቴክ ፎር ጉድ ሁዋዌ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ክፍለ ኣህጉር “ቴክ ፎር ጉድ” ሁዋዌ ተዓዊቱ።
ካብ ምብራቕ፣ ሰሜን፣ ምዕራብን ማእኸላይን ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኣ 17 ሃገራት ዘሳተፈ እቲ ውድድር፥ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 2 ሓምለ ኢዩ ተሳሊጡ።…
ኣባላት ባይቶ ካብ ልዕሊ 127 ሺሕ ጣቢያታት ዝኣከብዎም ሕቶታት ንትካላት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ካብ 127 ሺሕን 277 ጣቢያታት ዝኣከብዎም ሕቶታት ንትካላት ኣቕሪቦም።
ኣፈፀምቲ ኣካላት ንሕቶታት ህዝቢ ጠመተ ብምሃብ ንክሰርሕ እቲ ባይቶ ኣተሓሳሲቡ።
ካብ ህዝቢ ዝተልዓሉ ሕቶታት ብዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ…
ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከለላን ደገፍን ትገብር ከምዘላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከለላን ደገፍን ትገብር ከምዘላ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ጠይባ ሓሰን፥ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንዝመፅኡ ስደተኛታት ተተኣናግድ ዘላ…
ፈተና 12 ክፍሊ ብብርኪ ሃገር ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ይወሃብ ኣሎ።
ሎሚ መዓልቲ ተፈተንትቲ ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ 12 ክፍሊ ኣብ ዩንቨርስቲታት ፈተነኦም ይወስዱ ኣለዉ።
ነቲ ፈተና ብዕሊ ዘጀመርዎ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ ሎሚ ንልዕሊ…
ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ህይወት ነበር ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብሕልፈት ህይወት ነበር ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ኣፈ ጉባኤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ኣብ ሓጎስ ይኹን ፀገም ሓቀኛ ፈታዊ…
ንራህዋን ጉዕዞ ምዕባለን ህዝቢ ሱዳን ሎሚ እውን ከም ትማሊ ካብ ልቢ ክንሰርሕ ኢና-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፀገም ሓው ህዝቢ ሱዳን ናትና እውን ፀገም ኢዩ ክብሉ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕባረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሰላሞ ህዝቢ ሱዳን ሰላምና ብምዃኑ ንራህዋን ጉዕዞ ምዕባለን ህዝቢ…
ኢጋድ ንትግበራ ስትራቴጂ ብሉ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ንትግበራ ስትራቴጂ ብሉ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ።
ገምጋም መርሃ ግብሪ መፈፀሚ ተግባር ስትራቴጂ ብሉ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ ኢጋድ፣ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም።
ኣብ ከተማ ሸገር ክፍላተ ከተማታት ገፈርሳ ጉጄ፣ ቡራዩን መልካ ኖኖን ዝተሃነፁ እቶም ፕሮጀክትታት ሎሚ ተመሪቖም።
ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣፈ ጉባኤ ክልል…
መናእሰይ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደኦም ንክዋፅኡ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ኮሚሽን ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር)፥ መናእሰይ ባህሊ ምድምማፅን…