Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ምኽሪ ካውንስል ንምጥያሽ ኣብ ዘቕረቦ መበገሲ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፥ ቤት ምኽሪ ካውንስል ንምጥያሽ ኣብ ዘቕረቦ መበገሲ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ዝጣየሽ ቤት ምኽሪ ካውንስል ካብ ሲቪክ ማሕበራት፣ ማሕበር ሙሁራት ትግራይ (gsts) ዘካትት ኢዩ ተባሂሉ። ካቢኔ ግዝያዎ…

ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትራት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልላትን መዳርግቲ…

ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ) ኣብ ትግራይ ከምዘጋጠመ  ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ) ኣብ ትግራይ ከምዘጋጠመ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዘውፅኦ እዋናዊ መግለፂ፥ እቲ ሕማም ካብ ዝሓለፉ መዓልታት ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ዞባ ደቡብ ትግራይ ከም ዝተርኣየን ክሳብ…

ኣብ መቐለ ልዕሊ 44 ኪሎ ሜትሮ ስራሕቲ ህንፀት ኣስፋልት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ብልዕሊ 6 ነጥቢ 2 ቢልየን ብር ልዕሊ 44 ኪሎ ሜትሮ ስራሕቲ ህንፀት ኣስፋልት የሳለጥ ከም ዘሎ ተገሊፁ። ከንቲባ ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣይተ ኤልያስ ካሕሳይ፥ እቲ ፅርግያ ምስ ሱር ኮንስትራክሽን ብምዃን…

ምስ ፀገም ፀፅታ ተዛሚዱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ልዕሊ 1 ሺሕ ሰባት ስልጠና ተሃድሶ ብምውሳድ ናብ ስድረኦም ከምዝተሓወሱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ፀገም ፀፅታ ተዛሚዱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ 1 ሺሕን 52 ሰባት ስልጠና ተሃድሶ ብምውሳድ ናብ ስድረኦም ከምዝተሓወሱ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ላዕለዋይ…

ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብዝምልከት መብርሂ ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ቱሪዝም ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኾኑ ዲፕሎማታትን ኣምባሳደራትን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ስለሺ ግርማ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ብሃፍቲ ቱሪዝም ፈላሞት ካብ ዝበሃላ ሃገራት…

ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ስምምዕ ሰላም ብምዝማድ ኣብ ኣፈፃፅማ ፍኖተ ካርታ ናይሮቢ ዝተመዝገቡ ተግባራት ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ስምምዕ ሰላም ብምዝማድ ኣብ ኣፈፃፅማ ፍኖተ ካርታ ናይሮቢ ዝተመዝገቡ ተግባራት ንኢዱ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ንዘላቒ ሰላም ዝገበርዎ ስምምዕነት ኣብዚ ዕለት ከምዝኾነ…

ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ካብ ምፍራስ ኣድሒኑ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ካብ ምፍራስ ኣድሒኑ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብሽም ፋኖ ዝፅዋዕ ፅንፈኛ ጉጅለ ሕቶ ህዝቢ ኣምሓራ…

ዕዉትነት ዲፕሎማሲ ፖለቲካ ንዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ሰፊሕ ዕድል ከምዝፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉትነት ዲፕሎማሲ ዓውዲ ፖለቲካ ንዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ሰፊሕ ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ተሰማዕነት፣ ፅዕንቶ…

ኣብ ቅድመ ምድላው ከይዲ ምጉዕዓዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ቅድመ ምድላው ከይዲ ምጉዕዓዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ግብርና ሶፊያ ካሣ…