Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መናእሰይ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ግደኦም ንክዋፅኡ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ ኮሚሽን ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር)፥ መናእሰይ ባህሊ ምድምማፅን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓት ንግዲ ዘየኽበሩ 21 ሺሕ ትካላት ንግዲ ተዓሺጎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓት ንግዲ ዘየኽበሩ 21 ሺሕ ትካላት ንግዲ ከምዝተዓሸጉ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር እቲ ኮሙኒኬሽን ሰውነት ኣየለ፥ ኣብዚ ዓመት ንልዕሊ 400 ሺሕ ትካላት ንግዲ ክትትልን ቁፅፅርን ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።…
ኣብ ትግራይ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ።
እቲ ፈተና ካብ 2 ክሳብ 12 ሓምለ 2016ዓ/ም ክወሃብ ኢዩ።
ኣብ ትግራይ ልዕሊ 54 ሺሕ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ሃገራዊ መልቐቒ ፈተና ክወስዱ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።…
ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።
ክሳብ ሐዚ ኣብ እሪ በከንቱ፣ ፒያሳ ኣራት ኪሎ ዘሎ ምንቅስቓስ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ዘካየዱ አንትኾኑ፥ ኣብ ቀፃሊ ድማ ካልኦት ስራሕቲ ልምዓት…
ኣብ ከተማ ሃዋሳ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ “ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓለ ፅባቐ ከተማና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ።
ብስራሕቲ እቲ ኮሪደር ልምዓት ኣብታ ከተማ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 64 ቢሊየን ብር 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ስራሕቲ ኮሪደር ክካየድ ኢዩ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብልዕል 79 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ንምረቓ ተዳሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብልዕል 79 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ 20 ሺሕን 664 ፕሮጀክትታት ንምረቓ ተዳሊዮም።
እቶም ፕሮጀክትታት፥ ብብርኪ ክልል፣ ዞባን ወረዳን ኣብ ክልተ ዙር ከምዝምረቑን ብቐንዱ ሕቶ ልምዓት ህዝቢ ምላሽ ዝሃቡ ከምዝኾኑን ተገሊፁ።…
ኣብያተ ምኽሪ ማዕረ ተረባሕነት ዜጋታት ናይ ምርግጋፅ ግቡእ ከምዘለወን ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብያተ ምኽሪ ማዕረ ተረባሕነት ዜጋታት ናይ ምርግጋፅ፣ ሰብኣዊን ዴሞክራሲያዊን መሰል ከምዝተኸበሩ ናይ ምቁፅፃር ሕገመንግስታዊ ግቡእ ከምዘለወን ተገሊፁ።
ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በቢዓመቱ ዝሳለጥ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ “ፓርላማ…
እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን፣ ብሄራዊ ተተካኢ ሓይሊን ሓይሊ ባሕሪን መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታዊያን ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን፣ ብሄራዊ ተተካኢ ሓይሊን ሓይሊ ባሕሪን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታዊያን ብዕሊ ኣጀሚሮም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀኔራል ሹማ ኣብደታ፣ ተወከልቲ ብሄራዊ ተተካኢ…
ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ይኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2016 ዓ.ም ዝወስዱ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ይኣትዉ ኣለዉ።
ብመሰረት እዚ፥ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፣ ጅግጅጋ፣ ጅማን ጋምቤላን ዝተመደቡለን ተፈትተንቲ ምቕባል ምጅማረን ኣፍሊጠን።
ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፥ ኣብ ቀዳማይ…
ንኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ስሕበት ንምግባር ብትግሃት ይስራሕ ኣሎ-ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ከም ሽማ ውቅብቲ ብምግባር ዓለም ለኸ ማእኸል ስሕበት ንምግባር ዓሊሞም ዘስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ምቕፃሎም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ካብ…