Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዓቕሚ ድልዉነትን ምንቅስቓስ ስራሕን ዋና መምርሒ ምክልኻላልን ሎጂስቲክስን ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዓቕሚ ድልዉነትን ምንቅስቓስ ስራሕን ዋና መምርሒ ምክልኻላልን ሎጂስቲክስን ተዓዚቦም። ብፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ዝተመርሐ ዑደት÷ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴርን ላዕለዎት መኮንናት…

ሌጲስ ኣብ ዘደንቕ መንደር ቱሪዝም ዓለም ሽልማት ኣፍሊጦ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ሌጲስ ኣብ ዘደንቕ መንደር ቱሪዝም ዓለም ሽልማት ኣፍሊጦ ምርካቡ ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ ሓጓፍ ሽንጥሮ ዝርከብ መንደር ሌጲስ መንደር÷ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ቱሪዝም ዓለም ብዘደንቕ መንደርነት…

ልዕሊ 155 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ልዕሊ 155 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ሞንጎ እዚ 131 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ኣተውቲ ኣቕሑት ኮንትሮባንድ እንትኾኑ÷ 23 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናይ ወፃኢ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ…

ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ስርሑ ንምዕዋት ጉዳይ ሰላምን ዲፕሎማሲን ኣጠናኺ ክሕዝ ይግባእ – ሙሁራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባሕሪ ሓይሊ ኢትዮጵያ ስራሕቱ ዕዉታት ንኽኾኑ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሰላምን ዲፕሎማሲን ኣጠናኺሩ ክሕዝ ከምዝግባእ ሙሁራን ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሙሁራን÷ “ስራሕቲ መስኮት ባሕሪ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብዝርርብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲዮም። በዚ ድማ፥ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ እስራኤል ማእኸላይ ምብራቕን ከምዝዘተዩ ካብ ሚኒስቴር…

ኢጋድ ኣብ ሓለዋ ስደተኛታት ጠሚቱ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ሞንጎ ኣባል ሃገራት ዘሎ ሓለዋ ስደተኛታት ኣመልኪቱ ኣብ ዘሰናደኦ ሓዱሽ ማዕቐፍ ፖሊሲ ጠሚቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ ዘተ የካይዳ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ተወከልቲ ኣባል ሃገራት፣ ተወከልቲ ኮሚሽን…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ማእኸል ዝገበረ ልምዓት ንኽጠናኸር ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ዘፈር ሕርሻ ምትሕብባር ምስፋሕ ኢሉ እውን ኢንዱስትሪ ማእኸል ዝገበረ ልምዓት ምጥንካር ከምዝግባእ ፀዊዖም። ካልኣይ መርሃ ግብሪ ውዕሎ እዚ ዕለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)÷ ኣብ 3ይ ቢኣርኣይ ዓብዪ…

ሃገራት ገበናት ሳይበር ንምክልኻል ብምውዳድ ክሰርሓ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ገበናት ሳይበር ንምክልኻል ብምውዳድ ክሰርሓ ከምዝግበአን ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሐንነትን ሰሎሞን ሶካ ገሊፆም። ኣብ ዩናይትድ ኢሚሬታት ዓረብ ጂይቴክስ ግሎባል ዱባይ “መጥቃዕቲ ሳይበር ዓለም ለኸ ክሳራ” ብዝብል ርእሲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት ኣባል ሃገራት ብሪክስ ዲልማ ሩሴፍ ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኒው ዴቨሎፕመንት ዝተዛዩ÷ ጎድና ጎኒ 3ይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 3ይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ መደረ ኣስሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ ሳልሳይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ መደረ ኣስሚዖም። ኣብ መደረኦም ድማ÷ ጥንተ መሰረትን ምዕባለን ርክብ ቻይና-ኣፍሪካ ኣዘኻኺሮም፡፡ ኣብ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ ምውጋን መሰረተ…