Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናይ ህዝቢና ፈተናታትን ጠለባትን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ከባቢታ ዝነብር ህዝቢና ፈተናታትን ጠለባትን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ክልላት ደቡብ፣ ደቡብ ምዕራብ፣ ሲዳማን ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ…
ስራሕቲ ኣቢያተ ህንፀት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር ንኽሰርሑ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ኮሚሽን ኣቢያተ ህንፀት ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ፡፡
እቲ ጉባኤ ሪፎርም ትካላት ቤት ህንፀት ክቕፅል ምግባር፣ ምእራም፣ ምህናፅን ግልጋሎት ልምዓት ተሃድሶን ውፅኢታውነትን ምሕላው…
ሃገር ለኸ ቅድመ መከላኸሊ ክታበት መንሽሮ በሪ ማህፀን ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ቅድመ መከላኸሊ ክታበት መንሽሮ በሪ ማህፀን ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ምሃብ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብዛዕባ እቲ ጉዳይ መግለፂ ዝሃባ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ÷ እቲ ሚኒስተቴር ካብ 2011 ዓ.ም ጀሚሩ 6 ነጥቢ 4…
ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ጂኦተርማል ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሩሲያን ኣብ ሓይሊ ሃፋ ከርሰ ምድሪ (ጂኦተርማል) ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን።
በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ቻም ኡጋላ ኡሪያት ምስ ስፑትኒክ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ስምምዕነት ይዛተያ…
ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገር ኳታር ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀነራል ኣበባው ታደሰን ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገርን መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኳታር ካሊድ ቢን መሓመድ ኣል ኣቲያህ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ሓበራዊ…
ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምዘና ትምህርቲ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ብሄራዊ ጉባኤ ምዘና ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ።
እቲ ጉባኤ÷ "ኣብ ኢትዮጵያ ስርዓታት ምዘና ትምህርቲን ኣወሃህባ ፈተናን ምልዋጥ፤ ናይ ፅባሕ ትልሚታት ንምዕዋት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ።…
ህዝቢን ሰራዊትን እንድሕር ተናቢቡ ጉጅለ ፀረ-ሰላም ራዕዲ እናፈጠረ ዝፀንሐሉ ዕድመ ዕድመ ኣይህልዎን – ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ሰራዊትን እንድሕር ተናቢቡ ጉጅለ ፀረ-ሰላም ራዕዲ እናፈጠረ ዝፀንሐሉ ዕድመ ዕድመ ኣይህልዎን ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ማእኸላይ ሌተናል ጄነራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም።
ላዕለዎት ኣመራርሓ እዚ ማእኸከላዊ ካብ ወረዳታት ዞባ ምብራቕ ወለጋ ምስ…
ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ኣቲዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣምቡሌ እንትበፅሕ ብኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ኣቀባብላ ተገይሩሉ፡፡
ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ድማ…
ካብ ተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልላት ሲዳማ ፣ ደቡብ ምዕራብ ፣ ደቡብ ኢትዮጵያን ማእኽላዊ ኢትዮጵያን ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም፡፡
ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ሓበራዊ ዓወት ዝኾነ ዓወት ዓድዋ ኣዚዩ ብዝወቀበን ንኹሉ ብዝውክልን…
849 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ ሓመድ) ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዝውዕል 849 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ ሓመድ) ካብ ወደብ ጅቡቲ ናብ ሃገር ከምዝኣተወ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ገሊፁ፡፡
ክሳብ ሐዚ ናብ ኢትዮጵያ ብዝተለኣኸ መዳበሪያ ዝተትሓዘ ትልሚ ልዕሊ 43…