Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 29 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ፖሊሲ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ መንግስቲ ዘውፅኦም ሕጊታት፣…

ተወዳዳሪ ዓውዲ ንግዲ ንምፍጣር ቀረብ ልቓሕ ምጥዕዓም ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወዳዳሪን ንኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ልዑል ግደ ዘለዎምን ዓውዲታት ንግዲ ንምፍጣር ቀረብ ልቓሕ ምጥዕዓም ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዓውዲ ማሕበራትን ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብ ስራሕቲ ቢዝነስ ቀረብ ልቓሕ ዘሎ ፅዕንቶ ጠመተ ብምግባር ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።…

ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሰብኣዊ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ። ኣብ ቀረባ ዝተሸሙ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጃንግ ካንግ፥ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ክልቲኣዊ ርክብ ከምዘለወን ገሊፆም። ኣብ መንጎ…

ቤት ፅሕፈት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኣምሓራ ጉድኣት ንዘጋጠመን ደቂ ኣኒስቲዮ ድጋፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮን ጉድኣት ንዘጋጠመን ደቂ ኣኒስቲዮ ድጋፍ ገንዘብ ገይራ። ሓላፊት እቲ ሊግ እሌኒ ዓባይ፥ ሊግ ደቂ ኣኒስትዮ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባርን ተረባሕነት ደቂ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ 345 ሽጉጥ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ምዕራብ ጎንደር ሸህዲ ሽንፋ ብምግባር ናብ ከተማ ባህርዳር ክኣቱ ዝነበረ 345 ሽጉጥ ከምዝተትሓዘ ኮማንድ ፖስት ባህርዳር-ጎንደር ኣፍሊጡ። እቲ ዘይሕጋዊ ሽጉጥ ኣብ ተሽከርካሪት ተመሳሲሉ ብዝተሰርሐ ሻግ ብሕቡእ ተፃኑ እንትጓዓዝ ብዝተገበረ…

110 ኣባላት ሸኔ ብሰላማዊ መገዲ ኢዶም ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት እናንቀሳቐሱ ዝነበሩ 110 ኣባላት ግብረ ራዕዲ መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሳላም ብምቕባል ኢዶም ሂቦም። ምምሕዳር እቲ ዞባ ከምዝሓሮ÷ ሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ “ንዓቕመ ደካማታትን ሰብ ውዕለታ ሃርን ነበርቲ ከተማና ኣብ ኩለን…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንህዝቢ ኣብ ጎኑ ብምስላፍ ሰላምን ደሕንነትን ናይምኽባር ስርሑ ብብቕዓት…

እቲ ኮማንድ ፖስት ልኡኽትኡ ብቖራፅነት ብምውፅኡ ኣንፃራዊ ሰላም ከምፅእ ክኢሉ – ጄኔራል ኣበባው ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ህዝቢ እቲ ክልልን እቲ ኮማንድ ብዝወሰዶ ዝተዋደደ ስጉምቲን ኣንፃራዊ ሰላም ከምፅእ ከምዝኸኣለ ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ጄኔራል በባው ታደሰ ገሊፆም። ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተሓባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን። ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ሎሚ መዓልቲ…