Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ይኽበር ኣሎ።
እቲ ዕለት "ብራኸ ሰንደቕ ዕላማና ዋሕስ ህብረ-ብሄራዊ ሓድነትናን ሉኣላዊነትናን ኢዩ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ…
መበል 16 መዓልቲ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን ተረኺቦም፡፡
ካብዚ…
ኣብ ትሕቲ ሰንደቅ ዕላማ ተኣኻኺብና ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሰንደቅ ዕላማ ተኣኻኺብና ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ግልጋሎት ሎሚ ዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣመልኪቱ ንመላእ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…
መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ መላእ ሃገር እናተኸበረ ይርከብ፡፡
እቲ ዕለት "ብራኸ ሰንደቕ ዕላማና ዋሕስ ህብረ-ብሄራዊ ሓድነትናን ሉኣላዊነትናን ኢዩ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡
እዋናዊ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ቤጂንግ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፃሒቶም÷ ምስ ሚኒስትራት ልኡኻቶም ብምዃን ኣብ 3ይ ፎረም ቤልት ኤንድ ሮድ ከምዝሳተፉ…
ካብ ክልላት ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና 2ይ ዙር ስልጠና ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ካልኣይ ዙር ስልጠና ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ይወሃብ ኣሎ።
ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ “ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን…
ፈላማይ ማእኸል መገጣጠሚ ተሽከርከርቲ ኣይሱዙ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ማእኸል መገጣጠሚ፣ መሸጢን ድህረመሸጣን ተሽከርከርቲ ኣይሱዙ ተመሪቑ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)÷ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ንኽፈርዩ ዓውዲ ሎጅስቲክስ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ፍቓድ ዝወሰዱ ኣካላት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ በጀት ዓመት ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ፍቓድ ዝወሰዱ ኣካላት ናብ ጅምር ስራሕ ህንፀት ከምዝኣተዉ በዓል መዚ ቁፅፅርን ፍቓድን ህንፀት ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ዘፈር ቁፅፅርን ፍቓድን ህንፀት እቲ በዓል መዚ ከማል ጀማል…
ፀገማት ፅሬት ትምህርቲ ንምፍታሕ ጉዳይ መምህራን ጠመተ ክክግበረሉ ይግባእ – ሙሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውፅኢት ተምሃሮ ዝተመዘገበ ትሑት ወቅፅኢት ንምምሕያሽን ፀገማት ፅሬት ትምህርቲ ንምፍታሕ ጉዳይ መምህራን ጠመተ ክክግበረሉ ከምዝግባእ ሙሁራን ገሊፆም።
እቶም ሙሁራን ንምውራድ ውፅኢት ተምሃሮ ኩሉ ሓላፍነቱ ክወስድ ግባእ ኢሎም።…
ኣብ ክልልና 639 ሺሕ 105 ሄክታር መሬት ዝራእቲ ምሸላ ለሚዑ – ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ኣብዚ ዘበነ ምህርቲ 464 ሺሕ 821 ሄክታር መሬት ዝራእቲ ምሸላ ንምልማዕ ተሓሲቡ ልዕሊ ትልሚ 639 ሺሕን 105 ሄክታር መሬት ከምዝለምዐ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልለ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…