Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ደመቀ መኮንን ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዝተዋደደ ፃዕሪን ምትሐብባርን ንኽገብሩ ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመን ኣብ መዳይ ሰላምን ድሕንነትን ዝተዋደደ ፃዕሪን ምትሐብባርን ንኽገብሩ ሓቲቶም።
ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ምስ ኣባገዳታትን ሃደሲንቄታትን ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔን ሆራ ኣርሰዲን ብሰላም ንኽኽበር ምስ ኣባገዳታትን ሃደሲንቄታትን ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዘተ ተኻይዱ።
ኮሚሽነር ጄነራል ፌደራል ፖሊስ ደመላሽ ገ/ሚካኤል÷ እቲ…
ኣብ ከተማ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ተኸቢሩ ክሳብ ዝዛዘም ንትራፊክ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ተኸቢሩ ክሳብ ዝዛዘም ዝተወሰኑ መገዲታት ንትራፊክ ዕፁዋት ከምዝኾኑ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡
26 መስከረም 2016 ዓ.ም በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር ኢዩ፡፡…
26 ሃገራት ዝሳተፋሉ ጉባኤ እንቆጳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ 26 ሃገራት ዝሳተፋሉ ጉባኤ እንቆጳ ካብ ዝቕፅል 1 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ስራሕን ከእለትን ኣፍሊጡ።
እቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጅታል ኢኮኖሚ ዘለዋ ዓሚቕ ዓቕሚ ንምጥቃምን መንግስቲን ናይ…
ሰራዊት ምክልኻል ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ህዝባዊነቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ዶብ ሃገር ካብ ምሕላው ሓሊፉ ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ህዝባዊነቱ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ሚኒስትር ምክልኻል ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስቴር ምክልኻል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተመሰረተሉ መበል 116 ዓመት ምኽንያት…
ስራሕቲ ምክልኻል ግዕዝይና ንምጥንኻር ምስ ኣይ ኤም ኤፍ ብሓባር ንምስራሕ ልዝብ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ምስ ጉጅለ ልኡኽ ክትትል ጉዳያት ሰናይ ምምሕዳር ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ) ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ኢትዮጵያ እናተወገነ ኣብ ዝርከብ ቃልሲ ፀረ…
ኣብ ልምዓት መስኖ እዚ ዓመት ኣብ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ስርናይ ንምልማዕ ተሓሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምዓት መስኖ እዚ ዓመት ኣብ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ስርናይ ንምልማዕ ተሓሲቡ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ከተማ ጅማ ሃገራዊ መድረኽ ምንቅስቓስ ልምዓት መስኖ ስርናይ እናተኻየደ ይርከብ።
ኣብቲ…
በዓል ኢሬቻ ክብሪታቱ ሓሊዩ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ክብሪታቱ ሓሊዩ ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ፡፡
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኢሬቻ ህዝቢ ኦሮሞ ክረምቲ ብሰላም ብምዝዛሙ ኩሉ ነገር ንዝፈጠረ ኣምላኽ…
ስነ-ስርዓት ምረቓ መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ወታደራዊ ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር መሰረታዊ ስልጠና ውትድርና እናተኸታተሉ ዝነበሩ ምልምል ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ ፡፡
ኣብቲ ስነ-ርዓት ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ላዕለዎት…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንተሳተፍቲ ኣማሊ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ መምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንተሳተፍቲ ሊደርሺፕ ኢኒሼቲቭ ከንቲባታት ኣፍሪካ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐቢለን።
ንከንቲባታት ኣፍሪካ ሕድሕዳዊ መምሀሪ ዝኾነ ኣማሊ÷ ኣብቲ መድረኽ ዝሳተፉ ኣካላት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡…