Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19ን ስሩዕ ክታበታትን ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተመረፁ ውልቀ ትካላት ጥዕና ክታበት ኮቪድ-19 ምስ ካልኦት ስሩዕ ክታበታት ንምሃብ ዘኽእል ሓዱሽ ኣሰራርሓ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶ/ር ደረጀ ዱጉማ ÷ እቲ ክታበት ካብ መንግስታዊ ትካላት ሕክምና ብተወሳኺ…
መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ከተማዊ ፌስቲቫል ኪነ-ጥበብ ኣብ ሆቴል ጊዮን ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ፌስቲቫል ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ፍሉጣት ሰባት፣ መናእሰይን ህፃናትን ሓዊሱ ብዙሓት ክፋላት ማሕበረሰብ ተረኺቦም።
ኣብቲ መድረኽ…
ፖሊስ ፌዴራል 139 መበገሲታት ሓደጋ ባርዕ ብፎረንሲክ ብምፅራይ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ
አዲስ አበባ፣ የካቲት 15፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 139 መበገሲታት ሓደጋ ባርዕ ብፎረንሲክ ብምፅራይ ውፅኢቱ ዕላዊ ገይሩ።
ፖሊስ ፌዴራል ንሓታቲ ኣካል ምርመራታት ፎረንሲክ ብምግባር ንምርግጋፅ ፍትሒ ርኡይ ግደ ከምዝተፃወተ ተሓቢሩ።
ብመሰረት እዚ…
ኣብ ዓለም ለኸ ሕጋዊነት ሰነድ ስምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢንስቲትዩት ፍትሒን ሕጊን ፌደራል ዝተሰናደአ ኣብ ዓለም ለኸ ሕጋዊነት ሰነድ ስምዕነትን ትሕዝቶን ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣበባ እምቢኣለ፣ ዋና…
ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ግድኡ ንክዋፃእ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ግድኡ ንክዋፃእ ተሓቲቱ።
ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ መላእ ሃገር ምስ ዝተውፃእፅኡ መምህራንን ኣመራርሓን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀ ይዛተ ኣሎ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን…
ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ዝኾነ እዋን ብዝበለፀ ንዝኾነ ይኹን ልኡኽ ድልዋት ከምዘኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ካብ ዝኾነ እዋን ብዝበለፀ ንዝኾነ ይኹን ልኡኽ ድልዋት ከምዘኾኑ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ተወካሊ ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ባሕሪ ሬር ኣድሚራል ናስር ኣባድጋ፥ ንሓይሊታት ፀረ ሰላም ዓፀፋዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ክብሪ ሃገር…
መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ኲናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ዘኽእል ምድላዋቱ ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 128 ዓመት በዓል ዓወት ኲናት ዓድዋ ብድምቀት ንምብዓል ዘኽእል ምድላዋቱ ከምዝተገበረ ሓላፊ ቢሮ ባህል ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፅብሃ ገብረእግዛብሄር(ዶ/ ር) ገሊፆም።
እቶም ሓላፊ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ብዓል…
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ናይ ኣይተ ዮሃንስ ቧያለው ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ኣልዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ጉባኤ፥ ናይ ኣይተ ዮሃንስ ቧያለው ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ኣልዒሉ።
ፍልፍል፦ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ኣምሓራ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ኢትዮጵያ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ዕላዊ ንምግባር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምትሕብባር ተፋሰስ ናይል ዕላዊ ንምግባር መሪሕነታ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)፥ ኣብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ መበል 25 መዓልቲ ናይል…
ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዓለምለኻዊ ዓውደ መፅናዕቲ ኣጠቓቕማ ናዉቲ ዘላቒ ሓይሊ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ዓዲግራት ዓለምለኻዊ መድረኽ ዓውደ መፅናዕቲ ኣጠቓቕማ ናዉቲ ዘላቒ ሓይሊ የሳልጥ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኖቲንግሃም እንግሊዝ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ከምዝኾነ ኣም ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ ዩንቨርስቲ ዝረኸብናዮ…