Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፓርቲ ብልፅግና ሃገራዊ ምኽክሩ ዕት ንኽኸውን ሓገዙ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሃገራዊ ምኽክሩ ዕት ንኽኸውን ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣብቲ ሃገራዊ ምኽክር ንቁቑሕ ተሳታፊ ንምዃን ምድላው ከምዝተገበረ እውን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብሪሆም፡፡…
ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ማእኸላይ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ማእኸላይ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛቲየን።
ብዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ፍራንሷ ኤድሊ ፎሎት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን…
ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ዝተደገፈ ዲጂታል “ስቴትስኮፕ” ብምጥቃም ኣብ ኣፍሪካ 2ይቲ ሃገር ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ) ዝተደገፈ ዲጂታል "ስቴትስኮፕ" ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ንግልጋሎት ድሉው ኮይኑ።
እቲ ሓዱሽ ዲጂታል ስቴትስኮፕ ንሰብ ሞያ ሕክምና ናይ ምፍላጥ ስነ - ስርዓት ኣብ ስፔሻላይዝድ…
ብግድፈት ስነ-ምግባር ዝተኸሰሱ 24 ጠበቓታት ተቐፂዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ በ2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ኮሚቴ ስነ-ምግባር ኣቢያተ ፍርዲ ፌደራል ብግድፈት ስነ-ምግባር ክስ ዝቐረቦም 24 ጠበቓታት መርሚሩ ጥፍኣተኛ ብምባል ቅፅዓት ኣንቢሩሎም።
ካብ ሞንጎ 24 ተኸሰስቲ እቶም 18 ፍቓድ ጥብቅነኦም ብእዋኑ ብዘይምሕዳስ ዝተኸሰሱ…
ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኦሮሚያ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኦሮሚያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ዩኒቨርሲቲዉ ኣብ ከይዲ ምምሃር ትኹረት ዝገብረሎም ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ክልል ህንፀት ዓቕሚ፣ ስራሕቲ ለውጢ ትካላትን…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ በ2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡
ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሎሚ ንጉሆ ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፀብፃብ ከይዲ ስራሕ ምቕራቡ ተገሊፁ።…
“ሓደ ቤተሰብ ንሓደ ህፃን” ብዝብል መሪሕ ቃል ን100 ህፃናት ዘላቒ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሓደ ቤተሰብ ንሓደ ህፃን" ብዝብል መሪሕ ቃል ን100 ህፃናት ዘላቒ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኮሚሽን መተሓባበሪ ሰናይ ምግባርን…
ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 18 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ÷ ኣቦ መንበር እቲ ኢኒሼቲቭን ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴን ተረኺቦም።
ኮሚሽነር ዓለም ለኸ…
ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኮኒና
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መሰከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃር ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ብፅኑዕ ኮኒኑ።
እቲ ሚኒስቴር፥ “ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን ፀሎትና ንተጎዳእቲን ንስድራ መወትቲን ኢዩ” ኢሉ።
ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም።
ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጁታ ኡርፒላይነን ንክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ…