Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንህንፀት “ሎጅ ቃላይ ደንቢ” እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣካል “ገበታ ንወለዶ” ዝኾነ ሎጅ ቃላይ ደንቢ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዞባ ቤንች ሸኮ ዑደት ኣካይዶም፡፡
ኣብ ዑደቶም ድማ ድሕሪ 1 ዓመትን መንፈቕን ኣብ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊቦም ኢዮም – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ንሕብረተሰብ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ዝበረታታዕ ውፅኢት ከምዝተመዝገቡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
ዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ…
ኣብ ዞባ ጅማ 530 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝኸውን ብቡን ተሸፊኑ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ 530 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝኸውን ብቡን ከምዝተሸፈነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓሮ ብቡን ካብ ሞንጎ ዝተሸፈነ መሬት እቲ 50 ሚኢታዊ ውፅኢታት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ላዕለዎት ኣመራርሓን መዳርግቲ ኣካላትን በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንሕሕበር እናተገበረ ዝርከብ ምድላ ተዘዋዊሮም ተመልኪቶም።…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ዜጋታት ተረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ዜጋታት ተመሓላሊም።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ኣብ ከረምቲ ኣዋርሕ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ሎሚ…
ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣብ ጋርመንት ኢንዱስትሪን ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣብ ጋርመንት ኢንዱስትሪን ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም።
እቲ እንዱስትሪ ዝርከበሉ እዋናዊ ኩነታት ቴክኖሎጂን ናይ ቀፃሊ አንፈትን…
ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክ ዘለዋ ልምዲ ንማላዊ ርኡይ እታወት ኢዩ – ኤምባሲ ማላዊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣብ ሓፂር እዋን ዘደንፈዐቶ ልምዲ ንማላዊ ርኡይ እታወት ከምዝኾነ ኤምባሲ ማላዊ ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትራንስፎርሜሽንን ዋና መካየዲ ስራሕን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታ ኢንዱስትሪ ፍፁም…
ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክታበት መከላኸሊ ኮሌራ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ከምዝተኸተቡ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
ዘጋጠመ ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ካብ 5 መስከረም 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ከተማታት ባህርዳርን…
ንሰራዊትን ንሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻልን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ።
እቲ እምነ ኩርናዕ÷ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት…
ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ሓገዝ ምግቢ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ፌዴራል ንተመዛበልቲ ወገናት ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ምግቢ ከምዝገበረ ኮምሽን ሓደጋ ስግኣት ቅድመ ድልዉነትን መጠንቀቕታን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓገዝ ምግቢ÷ ስርናይ፣ ሕሩጭ ስርናይ፣ ፋፋን…