Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ስምምዕነት ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዩኒቨርሲቲ ሙዌኔ ዲቱ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን።
እቲ ስምምዕነት ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ሙዌኔ…
ኢትዮጵያን ትካል ደቡባዊ ምትሕብባርን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዛዕባታት ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ትካል ደቡባዊ ምትሕብባርን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዛዕባታት ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም።
ኣብቲ ሰነድ፥ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)ን ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር መንሱር ቢን ሙሳለምን ክታሞም…
ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ልምዲ ዝውሰደሉ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ እናተኻየደ ዝርከብ 9ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ልምዲ ዝውሰደሉ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን።
9ይ ፎረም ከተማታት…
ሐዚ እውን ዘይተመለሱ ብዙሓት ሕቶታት ህዝቢ ኣለዉና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዘዐወትናዮምን ውፅኢታዊ ዝኾኑን ስራሕቲ እንተሃለዉ እውን ሐዚ እውን ዘይተመለሱ ብዙሓት ሕቶታት ህዝቢ ኣለዉና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…
ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምስንዳእ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምኽባር ሰሪሓ ኢያ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምስንዳእ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምኽባር ሰሪሓ ኢያ ከብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም።
ኣብ ክሊ እቲ ዝተኻየደ ጉባኤ፥ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን…
ምጅማር ብፅሒት ዕዳጋን ልውውጥን ትልሚ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ሓደሽቲ ካፒታላት ኣብ ምስሓብ ፀወታ ዝቕይር ክኸውን ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጅማር ብፅሒት ዕዳጋን ልውውጥን (ስቶክ ማርኬት ኤንድ ኤክስቼንጅ) ትልሚ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንኽኸውን ሓደሽቲ ካፒታላት ኣብ ምስሓብ ፀወታ ዝቕይር ክኸውን ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ቦርድ ኢንቬስትመንት…
2ይ ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን ንምድንፋዕ ዝዓለመ ገምጋም ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ብብርኪ ረቂቕ ዝተሰናደአ 2ይ ትልሚ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ማእኸላይ ዘበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ገምጋም ኣካይዱ።
ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ኣድላይነት እቲ መድረኸ ገምጋም እታወታት…
ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ሓፈሻዊ እዋናዊ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ፓርክ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣመራርሓ ምቕራቦም ኣብቲ ኮርፖሬሽን…
ኣብ ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠና ኣፍሪካ ዘድሀበ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምቅልጣፍ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠናን ምድንፋዕ ምትእስሳር ኢኮኖሚን ኣፍሪካ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ስልጠና ይወሃብ ኣሎ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ እናተውሃበ ኣብ ዝርከብ ስልጠና÷…
ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኮይሻ 3 ነጥቢ 25 ሚሊየን ሜትር ኪዩብ ስራሕቲ ምልኢት ኮንክሪት ከምዝተወገነ ምክትል መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክቱ ገሊፆም።
እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዝተትሓዘሉ ግዘ ንምዝዛም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ዝገለፁ ራ መሆኑን ምክትል…