Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ንሓደ ወገን ኣብ ዘዘምበሉ ስምምዓት ኣይትእገድን – ኣምባሳደር መለስ ኣለም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድብ ህዳሴ በራዊ ተረባሕነት እቲ ዞባን ተፋሰስን ሃገራትን ዘረጋግፅ ፕሮጀክት ኢዩ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ገሊፆም፡፡
ኣምባሳደር መለስ ኣለም ÷ እቲ ግድቡ ኢትዮጵያውያን ብዙሓት ኮይኖም ከም ሓደ ኣብ…
ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ÷ “ንቕበሎ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ግዝፈት ሃገርና ነረጋግፀሉ ንኽኸውን ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ይግባእ” ኢሎም።
ምኽዛን ፀገማት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ መልዕኽቶም፥ “ብፍቓድ ፈጣሪ 2015 ዓ.ም ሓሊፍና ናብ ሓዱሽ ዘበን በፂሕ፤ ኢትዮጵያ እውን ንውረድ ደይብ እናሰዓረት ተጓዒዛ” ኢሎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥…
ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ንተፋሰስ ሃገራት እኹል መጠን ማይ ክሓልፍ ብምግባር ዝተሳለጠ ኢዩ – ያእቆብ ኣርሳኖ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ ንታሕተዎት ተተፋሰስቲ ሃገራት እኹል መጠን ማይ ክሓልፍ ብምግባር ዝተሳለጠ ከምዝኾነ ኣብ ዩኒበርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ተማራማሪ ሃይድሮ ፖለቲክስን ኣባል ጉጅለ ተደራዳሪ ግድብ ህዳሰን ያእቆብ ኣርሳኖ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ራብዓይን…
መዓልቲ ሓድነት ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሓድነት ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።
ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ ሓድነት ይኽበር ኣሎ።
ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት እተን ምምሕዳራት…
ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ሓድነት ንክጉልብት ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ሓድነት ንክጉልብት ግደኦም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም።
ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ብሕብረት ዝተሃነፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሓድነት ምኽኒያት ብምግባር እቶም ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን…
“እቲ ዝረብሕ ብምጥንኻር ሓዱሽ ዓመት ክንቅበሎ ኣለና”-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…
ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ።
ፅባሕ ንጎሆ 12 ሰዓት እቲ መድፍዕ ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana…
ግዱሳት ተጋሩ 1 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝግመት ናውቲታት ትምህርቲ ሓጊዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዱሳት ተወለድቲ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ብ1 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝተዓደጉ ናውቲ ትምህርቲ ሓጊዞም።
እቶም ተቐማጦ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ድያስፖራ ተወለድቲ እቲ ወረዳን ካልኦት ግዱሳት ወገናትን ብምትሕብባር ኢዮም እቲ ደገፍ ኣበርኪቶም።
እቲ…
ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓፁር ኣፈላላይ ብምፍራስ ሓውልቲ ሓድነት እንተኽለሉ ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓፁር ኣፈላላይ ብምፍራስ ሓውልቲ ሓድነት እንተኽለሉ ኢዩ ክብሉ ኣፈ-ጉባኤ ቤት መኽሪ ፌዴሬሸን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።
ኣብ 2016 ተስፋ ዝፅነሰሉ፣ ካብ ዝሓለፈ ፈተናን ዓወትን ብምምሃር ንዝሓሸ ለውጢን ሓዱሽ ተስፋን ንባዕልትና…