Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ጋር ብምትሕብባር ኣብ ዝቕፅል ዓመት ዓለም ለኸ ጉባኤ ምልክት ቋንቋ…
ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱኒዚያ ናቢል ኣሚር ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒስትራት ጎድና ጎድኒ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢዮም…
ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእን ኢኮኖሚያዊ ውህደትን ብቖራፅነት ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዞባዊ ምርግጋእን ኢኮኖሚያዊ ውህደትን ብቖራፅነት ክትሰርሕ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡
ኣምባሳደር ታዬ ኣብ መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝገለፁዎ÷ ጉባኤ እቲ…
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ኣድሚራል ጁሴፔ ቻቮ ተዛቲዮም።
ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጣልያን ኣድሚራል ጁሴፔ ቻቮ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል እንትበፅሕ…
መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ፕሮግራም ዴሞክራስያዊ ምሕደራ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ።
ብፍልይቲ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሃናስ ሰርዋ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ምንግስታት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ምስ ኣመራርሓ ትግራይ ንምዝታይ…
ኢትዮጵያ ኣምሓርኛ ናይ ስራሕ ቋንቋ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽኸውን ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣምሓርኛ ናይ ስራሕ ቋንቋ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽኸውን ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣቢላ ሕቶ ኣቕሪባ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣምሓርኛ ናይ ስራሕ ቋንቋ ሕብረት ኣፍሪካ ንኽኸውን ሕቶ…
ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።
እቲ ኣኼባ÷ "ንመበል 21 ክፍለ ዘበን ዝምጥን ኣፍሪካዊ ምምሃር፤ ጥንኩር ህንፀት ስርዓታት ትምህርቲ ብምህናፅ ኣብ ኣፍሪካ ኩለ መዳያዊ፣ ፅሬትን…
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሓጋዚ ፀሓፊት ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንሓጋዚት ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሞሊ ፊን ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐበሊም ኣዘራሪቦም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ኢትዮጵያ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ሶማሊያ ብዘብፀሖ ጉድኣት ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ ብዘብፀሖ ጉድኣት ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ንህዝቢን መንግስቲን እታ ሃገር ገሊፃ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብዚ ሰሙን…
መበል 44 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ክለዓሉሉ ኢዮም ተባሂሉ ትፅቢት ዝግበረሉ መበል 44 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅር ኢዩ።
ኣብቲ ጉባኤ ንመበል 37 ጉባኤ መራሕቲ ኣጀንዳ ምርቃቕ ሓዊሱ ዝተፋላለዩ ርእሰ ጉዳያት ከምዝለዓሉ መርሃ ግብሪ እቲ…