Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብዚ ኣፀጋሚ ናይ ሓዘን እዋን ኣብ ጎኒ ህዝቢ ሞሮኮ ከምእትስለፍ ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ኣፀጋሚ ናይ ሓዘን እዋን ኣብ ጎኒ ህዝቢ ሞሮኮ ከምእትስለፍ ኣፍሊጣ።
መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ሞሮኮ ብሰንኪ ዘጋጠመ ከቢድ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ፥…
ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ኢትዮ-ኩባ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ።
እቲ ዕለት “ካብ ሸማቲ ናብ ኣፍራዪ” በዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ይክበር ኣሎ።
ኣብቲ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ እቲ ኤግዚቢሽንን ዝተከቡ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘበናዊ ማእኸል መሸጥን መኽዘንን ፍሪያት ሕርሻ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘበናዊ ማእኸል መሸጥን መኽዘንን ፍሪያት ሕርሻ ተመሪቑ።
እቲ ማእኸል ኣብ ለሚኩራ ዝተሃነፀ ኢዩ ተባሂሉ።
ነቲ ማእኸል መሪቐን ዝኸፈታ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣበቤ፥ ናህሪ ዋጋ ኣብ ምርግጋዕ፣ ጥዕና ዘለዎ ሰንሰለት ዕዳጋ…
ሓቀኛ ናፅነት ንምርካብ ነፍሪ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጰጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓቀኛ ነፃነት ንምርካብ ነፍሪ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልኽቲ፥ እኹል ማይ፣ መሬት፣ መንእሰይ ዘለዋ ሃገር ካብ ልመና እንተዘይ ገላጊልናያ…
ኢትዮጵያን ካብ ሸመታ ናብ ኣፍራይነት ንምሽግጋር ኩሉ ሰብ ክረባረብ ይግባእ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተተካእቲ ፍሪያታት ብምፍራይ ኢትዮጵያን ካብ ሸመታ ናብ ኣፍራይነት ንምሽግጋር ኩሉ ሰብ ክረባረብ ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ቤት ዕዮ 4 ጳጉሜን ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ኣፍራያይነት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፎ…
ኣብ ኣፍሪካ ፍትሓዊ ተረባሕነት ዜጋታት ብምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፍትሓዊ ተረባሕነት ዜጋታት ብምርግጋፅ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ሕብረት ኣፍሪካ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽን ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንዘዕብዮም ህፃናትን 250 ትሑት መሃያ ንዝኽፈሉ ሰራሕተኛታትን መኣዲ ኣንጊዶም።
“ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል…
ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ጉጅለ ልኡኾም ብምዃን ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ…
ኢትዮ ቴሌኮም ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ተንቀሳቐስቲ ሹቓት ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም መዓልቲ ወለንታዊነት ምኽንያት ብምግባር ንመናእሰይ ፈጠርቲ ስራሕ ተንቀሳቐስቲ ሹቓት ኣበርኪቱ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኩባኒያን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ…
ብ1 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ፊኖን ዘይቲ ብልዕን ን450 ተመዛበልቲ ኣዴታት ተኸፋፊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ወንጌላውያን ኣብያተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ብ1 ነጥቢ 7 ሚልየን ብር ዝተዓደገ ፊኖን ዘይቲ ብልዕን ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ንዘለዋ 450 ተመዛበልቲ ኣዴታት ደገፍ ገይሩ።
እተን ሓገዝ ዝተውሃበን ኣዴታት…