Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢኮኖሚ ንምዕባይ ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢኮኖሚ ንምዕባይ ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡
ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2016ን ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ መድረኽ ግምገማ ተኻይዱ፡፡…
ኣብ ሱዳን ኣብ ቀጣና ኲናት ዘለዉ ዜጋታት ናይ ምውፃእ ስራሕ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ሱዳን ዝተፈጠረ እዋናዊ ኩነታት ስዒቡ ኣብ ቀጣና ኲናት ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ናይ ምውፃእ ስራሕ ይካየድ ከምዘሎ ገሊፁ።
ነዚ ናይ ምውፃእ ስራሕ ዘተሓባብር ዘሎ ብብሄራዊ ብርኪ ዝተጣየሸ ገብረ ሓይሊ 23 ጥቅምቲ 2016…
ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፒተር ፋሊያ ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ፥ ምስ ቼክ ሪፐብሊክ ትካላዊ ዝምድና ንምጥንኻር እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘሳለጥዎ ዑደት ልዑል ረብሓ ከምዘለዎ…
መንግስቲ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ዝሃቦ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ዓመት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዝጠመተ ዝሃቦ መግለፂ።
መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ንሰላም ብዘለዎም ቅዋም ናይ ውሽጢ ይኹኑ ደገ ፀላእቲ እንተጋጥሙ እናተጠቕዑ አወን እንተኾነ ቀዲሞም ናይ ሰላም ኣማራፂ ኢዮም ዝደሊዩ።…
ብሄራዊ ትራተጂ ናፃ ግልጋሎት ሓገዝ ሕጊ ኢትዮጵያ ናብ ስራሕ ምእታዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብሄራዊ ትራተጂ ናፃ ግልጋሎት ሓገዝ ሕጊ ኢትዮጵያ” ፀዲቑ ናብ ስራሕ ምእታዉ ሚኒሰስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው÷ “እቲ ስትራተጂ ሓገዝ ሕጊ ንምርካብ ዓቕሚ ገንዘብ ዘይብሎም ዜጋታት መሰል ምድናይ…
ኣምባሳደር ዳባ ደበሌ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ጄ ኣይ ቢ ኤች ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ርክብ ዓለም ለኸ ማሕበር ህንፀት ገዛን ኢንዱስትሪን ጃፓን (JIBH) ኩኒሂሮ ሃሺሞቶ ተዛቲዮም፡፡
ዕላማ እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ እናዓበየ ንዝመፅአ…
‘ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንለውጢ ድህረ ጎንፂ ኣብ ኢትዮጵያ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልዝብ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)‘ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንለውጢ ድህረ ጎንፂ ኣብ ኢትዮጵያ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዝብ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ዘተ ብቐንዱ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኲናት ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ሰላም፣ ዕርቂን ማሕበራዊ ምትእስሳርን…
ዕዉት ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ንኽህሉ ዜጋታት ናብ ሓደ ዘተኣኻኽብ ዓብዪ ተረኽ የድሊ – ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕዉት ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ንኽህሉ ዜጋታት ናብ ሓደ ዘተኣኻኽብ ዓብዪ ተረኽ ከምዘድሊ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ገፆም።
ዓብዪ ጉዳይ እዚ ቅለ ኣብ ዝኾነ ‘ዓብዪ ተረኽ’ ጠሚቶም ምስ ፋና…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸል ግልጋሎት ድጋፍ ኣካል ኢትዮጵያ መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቅድሚ 3 ዓመት ክጣየሽ ኣንፈት ብዘቐመጡዎ መሰረት ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸል ግልጋሎት ድጋፍ ኣካል ኢትዮጵያ ሎሚ ረፋድ መሪቖም።
እቲ ማእኸል ብተፈጥሮን ብሓደጋን ምኽንያት ጉዱኣት ኣካል ንዝኾኑ ክፋላት…
139 ፍልሰተታት ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 139 ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ።
ተመለስቲ ኣብዚ ሰሙን ብክልተዙር ብዝተገበረ ምትሕብባር ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ ከምዝኾኑ ኢምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ…