Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲኣዊን ኩለ መዳያዊን ርክብ እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ልዝብ ከምዝገበሩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።…
ሕብረትን ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረትን ኣፍሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ዘፈር ጥዕና ዘለዎም ምትሕብባር ኣብ ምጥንኻር ዝጠመተ ልዑል መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጥዕና፣ ሰብኣዊ ጉዳያትን ማሕበራዊ ልምዓትን…
ን20 ሺሕ ወገናት ዕድል ስራሕ ዝፈጥር ፋብሪካ ስሚንቶ ናሽናል ለሚ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፍሪያት ክኣቲ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን20 ሺሕ ወገናት ዕድል ስራሕ ዝፈጥር ፋብሪካ ስሚንቶ ናሽናል ለሚ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፍሪያት ክኣቲ ኢዩ ተባሂሉ።
ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ዞባን ኣምሓራ ኣብቲ ፋብሪካ ዑደት ኣሳሊጦም።
ምክትል ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፋብሪካ ኣበባው በቀለ፥ እቲ…
ኣፈ-ጉባዔ ታገሰ ጫፎ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ-ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም።
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ድማ እቲ ሙዚየም ነቶም ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከምዘጎብነየኦም ኣብ ማሕበራዊ…
ልዕሊ 260 ካሻ ቡን ብዘይሕጋዊ መገዲ ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 260 ካሻ ቡን ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምኽዛን ንምሻጥ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ፡፡
ተጠርጠርቲ ቡን ንምሻጥ ዘኽእል ዝኾነ ይኹን ሕጋዊ ፍቓድ ከምዘይብሎም ዝገለፀ ፖሊስ÷ ኣብ ክልል…
ህዝቢ ዝናፈቖ ሰላም ንኽረክብ ግደ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዝናፈቖ ሰላም ንኽረክብ ግደ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ገንዘብን ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም።
ኣብ ክልላዊን ሃገራዊን እዋናዊ ጉዳያት ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ንሃገርን ህዝቢን ዝሓስብ ኩሉ መሳርሒኡ ብምቕማጥ ናይ ሓሳብ ዝርርብ ክገብር ኣአለዎ – ኣይተ ተስፋዬ በልጂጌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገርን ህዝቢን ዝሓስብ ኩሉ መሳርሒኡ ብምቕማጥ ናይ ሓሳብ ዝርርብ ክገብር ኣለዎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲን ኣይተ ተስፋዬ በልጂጌ ገሊፆም።
ኣብ ክልል ኣምሓራ 15 ከተማታት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰበ ተኮር ፕሮጀክታት ንኽስፋሕፍሑ ክስራሕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰብ ተኮር ፕሮጀክታት ንኽስፋሕፍሑ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣሲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ እዚ ዝበላ÷ ህንፀት ማእኸል ምግብና ከተማ ጎንደር እምነ ኹርናዕ ኣብ ዘንበራሉ እዋን ኢዩ።…
መንግስቲ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሕቶታት ንምፍታሕ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ብምጥያሽ እናሰርሐ ይርከብ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሕቶታት ንምፍታሕ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ብምጥያሽ እናሰርሐ ይርከብ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም።
"ህብረ ብሄራዊ ሕውንት ንዘላቒ ሰላምን…
ፓርቲ ብልፅግና ዘይምርድዳኣት ብልዝብ ንኽፍትሑ ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘይምርድዳኣት ብልዝብ ንኽፍትሑ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።
ላዕለዎት ሓለፍቲ ፌደራልና ክልልን ኣብ ከተማ ሰቆጣ ብምርካብ ምስ ተወከልቲ ህዝቢ…