Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶን ዝተረጋገፀሉ ጉባኤ ጉጅለ 20…

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ኢሉ እውን ኣብ ኣፍሪካ ያላት ዘለዋ ተሰማዕነትን ፅዕንቶን ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ክትሳተፍ ኣኽኢሉዋ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፡፡ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)…

ኮፕ32 እንትነዳሉ ካብ ብራዚል እንወስዶም ዝረብሑ ልምዲታት ኣሎዉ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮፕ32 እንትነዳሉ ካብ ብራዚል እንወስዶ ዝረብሕ ልምዲታት ኣሎዉ  ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ጉጅለ 20 ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናችዮ ሉላ ደ ሲልቫ ፅቡቕ ዘተ ምክያዶም…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካን…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጄይ ባንጋ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለምን ፈታዊ ኢትዮጵያን ኣጄይ ባንጋ ምዝታየይ ኩሉ ግዘ…

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ዘቲዮም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ጉጅለ 20 ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት…

ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ትሰርሕን መፍትሒ እተቕርብን ሃገር ከምዝኾነት ምርኣይ ተኻኢሉ- ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ብምትሕብባር ትሰርሕን መፍትሒ እተቕርብን ሃገር ከምዝኾነት ምርኣይ ተኻኢሉ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ተሳትፎ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ጉጅለ 20 ዝጠመተ…

ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ተጠናኺሩ ቀፂሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ፈረንሳይን እነተወገኑ ብዝርከቡ ምትሕብባራት ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ፊንላንድ ኣሌክሳንደር ስተብ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዞባዊ፣ በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባርን ኣብ ክልተኣዊ ርክብን ኣድሂቦም ከምዝተዛተዩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚ፣ ርክብ ምሕዝነት ባህሊ፣ ኣብ ዘላቒ ልምዓን ሓለዋ ክሌማዊ ለውጢን ኣብ ዘካተቱ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ውፅኢታዊ ልዝብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ወራሲ ዓራት ኣቡዳቢ ልኡል ሼኽ ካሌድ ቢን መሃሙድ ቢን ዛይድ ኣልናህያን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ወራሲ…