Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ጉዳይ በሪ ባሕሪ ልዑል መዘራረቢ እናኾነ መፂኡ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻትን ክልተኣዊ ርክባትን ቀንዲ ስትራቴጂካዊ ኣጀንዳ ኢትዮጵያ ዝኾነ ጉዳይ ሕቶ በሪ ባሕሪ ልዑል መዘራረቢ እናኾነ መፂኡ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)።
ሳልሳይ 100 መዓልቲታት በጀት ዓመት…
ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ፍልሰተኛታት ስዊዲን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ፍልሰተኛታት ስዊዲን ዮሃን ፎርሰል ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ብምድሃብ ኣብ ቤት ፅሕቶም ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒስትር ኢትዮጵያን ስዊዲንን ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ርክብ ዘለወንን እታ…
ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ጄኔቫ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)7ይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ብዕሊ ምክያድ ምክያድ ጀሚሩ፡፡
ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዋና ተደራዳሪን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ መኽፈቲ እቲ ኣኼባ፤ ጉዕዞ ኣባልነት ኢትዮጵያ…
ተንቀሳቓሲ ኣውቶቡስ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ተንቀሳቓሲ ኣውቶቡስ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝበሃል ስራሕ ኢዩ ኢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ተንቀሳቓሲ ኣገልግሎት ኣብ ዘጀመሩሉ እዋን ኣብ…
ዝተዋደዱ ኣገልግሎታት ብዝበለፀ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተዋደዱ ኣገልግሎታት ብዝበለፀ ተበፃሒ ናይ ምግባር ስራሕና ክንቅፅል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከምዝበሉዎ÷ ሃገራዊ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መሰረታዊ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 54 ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ክልተ ስምምዕነታት ልቓሕን ሓገዝን ፋይናንስ ዝተዛተየ…
መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ህንፀት ሓበራዊ ያታ ብትኹረት ንኽሰርሑ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ከይዲ ህንፀት ሃገር መራኸብቲ ሓፋሽ ንምጥንኻርን ሓበራዊ ያታ ንምህናፅን ብትኹረት ንኽሰርሑ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
እቲ በዓል መዚ ካብ ትካላት ሚዲያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ "መራኸብቲ ሓፋሽ ንህንፀት ሃገርን…
ብዙሓት ዓወታት ዘመዝገበ ኢኒሼቲቭ ዲጂታል ኢትዮጵያ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢኒሼቲቭ ዲጂታል ኢትዮጵያ ብዙሓት ዓወታት ተመዝጊቦም ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍጹም ኣሰፋ (ዶ/ር)።
እተን ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ደምጋም 100 መዓልቲታትን ኣፈፃፅማ ሸራሕ ትሽዓተ ኣዋርሕ…
ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ካሊሉር ራህማን (ዶ/ር) ተዛትዮም።
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘትኦም ኣብ ክልተኣውን ብዙሕነታውን ዝምድናታት ምትሕብባር ዘለዎም መዳያት ዘትዮም።…
ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ባንግላዲሽ ካሊሉር ራህማን (ዶ/ር) ተዛትዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ባንግላዲሽን ዘሎ ታሪኻዊ ርክብ…