Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መብርሂን ምላሽን ክህቡ እዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፅባሕ 30 ሰነ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣፈፃፅም ሪፖርት መንግስቲ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ከቕርቡ እዮም።
6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣብ 5ይ ዓመት ዘመን ስርሑ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባኡ…
ተረባሕነት በሪ ባሕሪ ንዕብየት ኢኮኖሚ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰኔ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዘበናዊ ዓለም ናይ ሓንቲ ሃገር ኢኮኖሚያዊ ሓይላ ካብ ዝውሰነሉ ዋና ምኽንያታት በሪ ባሕሪ ምውናን ኣገዳሲ እዩ።
ኣብ ዓለም ለኸ ስርዓት ንግዲ ካብ ዝጓዓዙ መብዛሕቲኦም ናውቲታት መልዐሊኦምን መብፂሖምን ብባሕሪ የጉዓዕዙ። ስለዚ ናብ ባሕሪ…
ዕላዊ ዲጂታል ገፃት ጉባኤ ኮፕ32–ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ እተሰናድኦ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ (ኮፕ32) ዕላዊ መርበብ ሓበሬታታት ማሕበራዊ ሚድያ ገጻት ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፤ ዝተኸፈቱ ዕላዊ መርበብ…
ፍትሓዊን ጥንኩርን ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ምስ ትካላት ትምህርቲ ጥዕና ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንዕዉት ህንፀት ፍትሓዊን ጥንኩርን ስርዓት ጥዕና ምስ ትካላት ትምህርቲ ጥዕና ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡
2ይ ጉባኤ ትምህርቲ ሕክምና ኣፍሪካ “ሓይሊ ሰብ ሞያ ጥዕና ኣፍሪካ ንሓደሽቲ ዕድላትን…
ሶፍ ዑመር… ዘደንቕ ምስጢራዊ በዓልቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ መበቆል ጥንታዊ ዘርኢ ወዲ ሰብ ዝኾነት፣ ብዙሓት ሰብ-ሰራሕን ተፈጥሮኣዊን፣ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድጊታት ትውንን ሃገር እያ።
ቀደም ክብል ካብ ዓውዲ ቱሪዝም ብዙሕ ረብሓ ክትረክብ ልዑል ዕድል እኳ እንተነበራ፣ ነቲ ዓውዲ ዝተውሃበ ውሱን…
ሃገራዊ ዘተ ንህንፀት ዘላቒ ሰላም ታሪኻዊ ዕድል ኢዩ – ሕብረት ኣውሮፓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ዝርከብ ሃገራዊ ዘተ ዘላቒ ሰላምን ብሄራዊ ሓድነትን ንምፍጣር ዘኽእል ታሪኻዊ ዕድል ኢዩ ኢሉ።
መራሒት ሉኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሶፊ ፍሮም-ኤመስበርገር ከምዝበለኦ፥ እቲ ሃገራዊ ዘተ…
በሪ ባሕሪ፣ ንንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ
ኢትዮጵያ 130 ሚሊየን ሕዝቢ ሒዛ ካብ ዓለም ቀዳመይቲ ወደብ ኣልባ ሃገር ኢያ።
ምስኣን በሪ ባሕሪ ንኢኮኖሚኣ፣ ብሄራዊ ድሕንነታን ጂኦፖለቲካዊ ፅዕንቶኣን ልዑል ማሕለኻ ኮይኑ ፀኒሑ ኢዩ።
ስለዝኾነ ድማ ንኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ምርካብ፣ ህልውናን ብሄራዊ ረብሓ ምርካብን ቀዳማይ ጉዳይ ኢዩ።…
ፀገማት ተሓጋጊዝካ ናይ ምሕላፍ ባህልና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኣለና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀገማት ተሓጋጊዝካ ናይ ምሕላፍ ባህልና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኣለና ኢለን።
እተን ከንቲባ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 30 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን ኣብ ክ/ከተማ ለሚ ኩራ ብዕሊ…
ቀመራት መከፋፈሊ ሃፍቲ ብግቡእ ምትግባሮም ብቐረባ ምክትታል ተኻኢሉ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብቲ በጀት ዓመት ቀመራት መከፋፈሊ ሃፍቲ ብግቡእ ምትግባሮም ብቐረባ ምክትታል ተኻኢሉ ኢሎም ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ድጎማ በጀትን ሓበራዊ ኣታዊን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ።
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ከምዝበሉዎ፤ ኣብ በጀት ዓመት 2018…
ንክብሪ ማሕበረሰብ ገፀር ናብ ዝለዓለ ደረጃ ዘሰጋግር ኮሪደር ገፀር
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ እናተፋለጠን እናተተግበረን ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሓረስቶት ናይ ምምዕባል ከይዲ ኣስተዋፅኦ እናበርከተ ይርከብ፡፡
ኮሪደር ገፀር ናብራ ሓረስቶትን መፍረያይነትን ንምድንፋዕ ዝሕግዙ ዘበናዊ መናፅሂ…