Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ናህሪ ዋጋ ንከጋጥም ኣብ ዝገብሩ ነጋዶ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ- ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ናህሪ ዋጋ ንከጋጥም ኣብ ዝገብሩ ነጋዶ ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ  ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ገሊፆም። ብኣይተ ኣወሉ ኣብዲ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማታት እቲ ክልል ንበዓል ዘገልግሉ መሰረታዊ ቀረብ…

ባንኪ ሂጅራ ሓዱሽ ኣገልግሎት ባንኪ ሞባይል ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ሂጅራ “ኦምኒ ፕላስ” ዝተብሃለ ሓዱሽ ኣገልግሎት ባንኪ ሞባይል ዕላዊ ገይሩ። ባህጊ ዓማዊሉ ንምርዋይ ብምሕሳብ እቲ ኣፕሊኬሽን ኣብ ስራሕ ከምዘውዓሎ ገሊፁ። ብሓሙሽተ ቋንቋታት ዝተዳለወን ንተጠቀምቱ ዝቐለለን ከምዝኾነ…

ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደምቢ ዶሎ ብዝተፈላለዩ ሙያታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብቶም ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ 574 ተምሃሮ እቶም 60 ብማስተርስ ደረጃ ዝተመረቑ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ 2009 ዓ.ም ዝተጣየሸ እቲ ዩንቨርስቲ ተምሃርኡ እንተመርኽ ሎ ንመበል…

ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሓዱሽ ካብ 25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ታርጋ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒሉ። ዋና መምርሒ ሎጂስቲክስ እቲ ሚኒስቴር ንኣፈፃፅማ ‘’ግዳጅ’’ ክፍሊ ተዋጋኢ ተወሰኽቲ ዓቕሚ ዝኾና ተሽከርከርቲ ንእዚታትን ክፍሊታትን ኣረኪቡ።…

ሜዲካል ጎዝን ፍርያት ወረቐትን ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜዲካል ጎዝን ፍርያት ወረቐትን ብፍርያት ውሽጢ ሃገር ምዃኑ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ኢንድስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ተዓዚቦም፡፡ ኣብ ትካል መፍረዪ ወረቐት ኩሪፍቱ ፣ ፋብሪካ…

ናህሪ ዋጋ ፍርያት መሰረታዊ ጠለባት ከየጋጥም እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ዝቕፅል በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ናህሪ ዋጋ ፍርያት መሰረታዊ ጠለባት ከየጋጥም ብምውዳድ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ተሻለ በልሁ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ጠለብን…

ናብ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍርያታት ፅሬትን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ጥንኩር ቁፅፅር ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ በዓል ተተሓሒዙ ናብ ዕዳጋ ዝቐርቡ ፍርያታት ፅሬትን ድሕንነትን ንምርግጋፅ ጥንኩር ቁፅፅር እናተገበረ ምዃኑ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። በዓል ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዕድጊት እዋን ተግባራት ገበን…

ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንሰብኣዊ ትካላት ውሕመ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ጠሚቱ ንሰብኣዊ ትካላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት መብርሂ ተዋሂቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት ንሰብኣዊ ትካላት…

ሰብ ሃፍቲ ናይጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋይ ንኸፍስሱ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ናይጄሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ-ንዋይ ንኸፍስሱ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መዘና ትካላት ተራኺቦም ንኽሰርሑ ኩነታት ክመቻቸወሎም ምግላፁ ኣብ ኣቡጃ ካብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ…

ልዕሊ 17 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ ሕርሻ 2015/16 ዓ.ም ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ ዶክተር መለስ መኮንን÷ ብዛዕባ ክረምታዊ ሕርሻ 2015/16 ዓ.ምን ስራሕቲ መስኖ ሕርሻ ኣመልኪቶም መግለፂ…