Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መንግስቲ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሕቶታት ንምፍታሕ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ብምጥያሽ እናሰርሐ ይርከብ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያዊያን ሕቶታት ንምፍታሕ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሽን ብምጥያሽ እናሰርሐ ይርከብ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። "ህብረ ብሄራዊ ሕውንት ንዘላቒ ሰላምን…

ፓርቲ ብልፅግና ዘይምርድዳኣት ብልዝብ ንኽፍትሑ ይሰርሕ ኣሎ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘይምርድዳኣት ብልዝብ ንኽፍትሑ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ፌደራልና ክልልን ኣብ ከተማ ሰቆጣ ብምርካብ ምስ ተወከልቲ ህዝቢ…

ህዝቢ ኣምሓራ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ክስእን ምግባር ኣይግባእን – ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ኣምሓራ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ተረባሕነት ክስእን ምግባር ኣይግባእን ክብላ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ፌዴራልን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን። ጉጅለ ልኡኽ ፌዴራል ካብ ከተማ ደሴ ዞባ…

ልዕሊ 4 ሺሕ ፈረሰኛታት ዝተሳተፉሉ ውድድር ‘ፈረስ ጉግስ‘ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 4 ሺሕ ፈረሰኛታት ዝተሳተፉሉ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ምርኢትን ውድድርን ‘ፈረስ ጉግስ‘ ኣብ ሰንዳፋ በኬ ተኻይዱ። ካብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ ጉጅለ ባህሊ ኣብ ዝተሳተፉሉ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ክልል…

ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ንመበል 24 ዙር ዘሰልጠኖም ሕፁያት መኮንናት ሎሚ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር…

ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ። እቶም ሕፁያት መኮንናት ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ…

ኣየርላንድ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ንምርግጋፅ ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገበር ገሊፃ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ኒኮላ ብሪና ዘቲየን። ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፥…

100 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ትግራይ ምእታዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ካብ ዝተሓተተ 900 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ እቲ 100 ሺሕ ናብቲ ክልል ምእታዉ ተገሊፁ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣይተ ኣለም ብርሃን ሃሪፈዮ ምስ ፋና…

ኢትዮጵያን ኩባን ብዓውዲ ሽኮር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩባን ብዓውዲ ሽኮር ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። እቲ ስምምዕነት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴዝ ሜሳን ኣብ ቀረባ እዋን ዝገበርዎ ዘተ ስዒቡ ዝተፈረመ…

ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ኢንስቲትዩት ግሎባል ግሪን ግሮዝ  ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ኢንስቲትዩት ግሎባል ግሪን ግሮዝ  ኣብ ኢትዮጵያ ዳንኤል ኦግቦናያ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፍሪያት ዓውዲ ግብ%ርና ንምስሳንን ፀገም ጥዕና ሓመድ ንምፍታሕን ኣብ ዘኽእሉ ደገፋት ጠመተ ብምግባር…