Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል መሰረት ይንበር ኣሎ – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዘኽእል መሰረት ይንበር ኣሎ ኢሎም ምክትል ኣካቢ መተሓባበሪ ኮሚቴ ትካላት ፌዴራል ፓርቲ ብልፅግና ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ወረዳታትን ኣፈፃፅማ ውዳበታት ክላስተር ኢኮኖሚን ብልፅግና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባታት ሃላባን ከምባታን ዝተሃነፁ ሞዴል መንደራት ገፀር ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብመርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣብ ዞባታት ሃላባን ከምባታን ዝተሃነፁ ሞዴል መንደራት ገፀር ኣረኪቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማዘበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ እቶመ…

ሓዱሽ መለለዪ ቁፅሪ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሓዱሽ መለለዪ ቁፅሪ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ሂቦም፡፡ ኣብ መግለፂኦም ድማ እቲ ሚኒስቴሩ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ጨንፈር ቦሌ ስራሕ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ጨንፈር ቦሌ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ህዝቢ እናሓተተን ቅርታ እናቕረበን ዝነበረ ዘፈር ኣገልግሎት ንምዝማን ትኹረት ሂቡ…

ስርዓት ክፍሊት ግብሪ ብምዝማን ቁፅሪ ለያቡ ምንካይ ተኻኢሉ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ክፍሊት ግብሪ ብምዝማን ቁፅሪ ለያቡ ምንካይ ተኻኢሉ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፡፡ 7ይ ስነ ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን እሙናት ከፈልቲ ግብሪ ተኻይዱ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፤…

ኢትዮጵያ ያታ ኣፍሪካ ኣብ ከይዲ ምፍጣር ርኡይ ግደ ክህልዋ ትፅቢት ይግበር-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ያታ ኣፍሪካ ኣብ ከይዲ ምፍጣር ርኡይ ግደ መህላው ሓላፍነታ ከምዝኾነ ዘይተርፍ ጉዳይ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ሎሚ “ፐልስ ኦፍ ኣፍሪካ” ዝተብሃለ ሚዲያ ፓን ኣፍሪካ ብዕሊ ስርሑ ኣብ…

ኢትዮጵያ ስምምዕነት ናፃ ቀጣና ንግዲ  ኣፍሪካ ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋታ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ስምምዕነት ናፃ ቀጣና ንግዲ  ኣፍሪካ ተግባራዊ ንምግባር ምድላዋታ ዛዚማ ኢሉ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን። ናይቲ ምድላው ምዝዛመን መርሃ ግብሪ መጀመሪ ዕዳጋን ዝጠመተ መግለፂ ዝሃቡ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ያስሚን…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ 13 ጥርዓናት ትርጉም ሕገመንግስቲ የድልዮም ክብል ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽ ካብ ሞንጎ ዝቐረቡሉ 13 ጥርዓናት ትርጉም ሕገመንግስቲ የድልዮም ክብል ውሳነ አሕሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣካይዱ። ኣብቲ ጉባኤ ቀዋሚ ኮሚቴ ክትትል ኣፈፃፅማ…

ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣይተ መስፍን ጣሰውን ኣባላት ማኔጅመንትን ብምዃን ኣብ ወሰን ወሓዚ ሩባን ስራሕቲ…

ስርዓት ቁፅፅር መረዳእታ ኮንስትራክሽን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገለፅነትን ተሓታትነትን ንምንጋስ ዘኽእል ስርዓት ቁፅፅር ሓበሬታ ኮንስትራክሽን ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ብምግባር ናብ ተግባር ዝኣተወ ሃገራዊ ኢኒሼቲቭ ትራንስፎርሜሽን ኢንዱስትሪ ኮንስትራክሽን…