Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያ ኣብ ፅኑዕ ሰረት ንምቛም ዝካየድ ሉዓላዊ ጉዕዞ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ገዛእቲ ባዕዲታት ንህዝብታት ኣፍሪካ ንምግዛእን ንምንብርካኽን ዝተጠቐምሉ ቀንዲ መሳርሒ፥ ዘመናዊ ኣፅዋር ኲናት ጥራይ ኣይነበረን። ህዝብታት ብምክፍፋል ናይ ምግዛእ ስትራቴጂ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኣፍሪካ ንነዊሕ ዘመን ዝፀንሐ ማሕበራዊ ስምብራት ገዲፉ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሊዮን ሓዱሽ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፈረንይ ከተማ ሊዮን ሓዱሽ ናይ መገደኛታት በረራ ከምዝጀመረ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እዚ ድማ ነቲ መገዲ ኣየር ኣብ ፈረንሳይ 3ይ፣ ኣብ ኣውሮፓ ድማ መበል 23 ከምኡ እውን ቁፅሪ ዓለም ለኸ መብፅሒኡ 146 ዘብፀሖ ከምዝኾነ…

ብራኸ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዞባዊን ኣህጉራዊን መድረኻት

ብራኸ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዞባዊን ኣህጉራዊን መድረኻት ርክባት ወፃኢን ታሪኽ ዲፕሎማሲን ኢትዮጵያ ነዊሕ ዘበናት ዘቑፀረን ልዑል መሰረት ዘለዎን ኢዩ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ እታ ሃገር እናተኸተለቶ ትርከብ ጎረቤት ተኮርን በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማሲን ብዙሕ ስትራቴጂካዊ ዓወታት ኣመዝጊቡ…

ሉኣላዊነት ናይ ምሕላው ዓቕሚ ክብ ዘበለ ሪፎርም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ መሰረታዊ ዓምዲታት ዝኾነት ትኹን ሉኣላዊት ሃገር ምሰሶዎች ሓደ ትካላት ፀፅታ ልዑል ቦታ ይሕዛ። ሓይሊ ምክልኻል፣ ትካላት ሓበሬታ፣ ፖሊስን ካልኦት ውዳበታት ድሕንነትን ዶብ ሃገርን፣ ሕገ መንግስታዊ ስርዓት፣ ድሕንነት ዜጋታትን ብሄራዊ ረብሓ…

ንቱሪዝም ዝተውሃቦ ትኹረት መበገሲ ኢትዮጵያ ናይ ምምዕባል ራእይና እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝተውሃበ ትኹረት ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንመፃኢ ወለዶ ንምርካብ ራእይና እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ቱሪዝም "ሓድሽ ሞተር ኢኮኖሚ" ብዝብል ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት…

ካብ ስግኣት ስነ-ምህዳር ናብ ተምሳሌት ፕላኒንግ ከተማ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንብዙሓት ዓመታት ንኣዲስ ኣበባ እናጨነቐን ስግኣት ጥዕና ነበርታን ኮይኑ ዝፀንሐ ብኽለት ሩባታት ሎሚ ኣብ ልምዓት ወሰን ሪባ እንጦጦ-ቀበና ኣቢሉ ታሪኹ ቀይሩ ኢዩ። እቲ ፕሮጀክት ታራ ናይ ፅባቐ ስራሕቲ ዘይኮነስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ ንእትኽተሎ…

ሃፍቲታት ተፈጥሮ ንምምዝጋብ ዘኽእል ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ሕታም መግለፂ ፀብፃብ ኣካውንታት መሬትን ናይ ተፈጥሮን ኣካውንቲንግን ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ባንኪ ዓለም ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ዘሰናደኦ እቲ ፍኖተ ካርታ፤ ማይ፣…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እንጦጦ ፓርክ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ሓዊሱ ብዙሓት ኣምባሳደራተ ወፃኢ ሃገራት፣ ዲፕሎማሰኛታትን ሓለፍቲ…

መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ለኸ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ማእኸል ፈተና ቤተ መፃሕቲ ኣብርሆት ብምርካብ እቲ ከይዲ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ ፈተና ብዝተፈላለዩ ዙራት…

ኢትዮጵያ፣ ካብ ተሓጋዛይነት ናብ ሉኣላዊነት…

ኢትዮጵያ ካብ ተሓጋዛይነት ብምውፃእ ናብ ወፃኢ ፍርያት ለኣኽነት ናይ ምስግጋር ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪኻዊ ጉዕዞን ሉኣላዊነት ኢኮኖሚ ይርከብ፡፡ ኢትዮጵያ ንብዙሓት ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ምስ ሕፅረት ውሕስና ምግቢን ፅግዕተኝነት ርዳእታን ስማ ተተሓሒዙ ፀኒሑ ኢዩ። ይኹን እምበር…