Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ምውፋር ስራሕ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ድሕንነቱ ዝተሓለወ ንምግባር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምውፋር ስራሕ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ድሕንነቱ ዝተሓለወን ዘተኣማምንን ክኸውን ንምግባር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ኢሉ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ሓዱሽ ኣዋጅ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገር ጠሚቱ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት…
ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንኽኸውን ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ንኽኸውን ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ “ብሳይንስን ፈጠራን ዝደንፈዐ ትውልዲ ንተምሳሌታዊ ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ መበል…
ብፅሒት ትራንስፖርት ባቡር ናብ 17 ሚኢታዊ ክብ ከብል ክኢሉ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ትራንስፖርት ባቡር ንምስፋሕ ብዝተገበረ ፃዕሪ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዎ ብፅሒት 17 ሚኢታዊ ክብ ምባል ተኻኢሉ ኢሎም።
እቶም ሚኒስትር ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ 100 መዓልቲታትን ትሽዓተ ኣዋርሕን…
ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ስዊድን መዘንኦም ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን ማሪያ ማልመር ስቴነጋርጋርድ ተዛትዮም።
እቶም ሚኒስትራት ኣብ ስዊድን ስቶኮልም ዘካየድዎ ዘተ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ዓለም ለኸ ጉዳያትን ዘተኮረ እዩ…
መበል 24 ውድድር ሚስ ወርልድ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 24 ውድድር ብሚስ ወርልድ ኢትዮጵያ ኣሰናዳኢነት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡
ሚኒስትር ዲኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፡-ፅባቐን ቁንጅናን ብሰብኣዊ ይኹን ብመልክኣ ምድራዊ መልክዕ ኢትዮጵያ ዝገልፅ ሃፍቲ…
መረፃ ንምጥንኻር ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ወሳኒ እዩ – ምሁራት
ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 15፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መረፃ ንጠንካራ ፖለቲካዊ ስርዓትን ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ወሳኒ እዩ ኢሎም ምሁራት።
መምህር ዩኒቨርስቲ ጅማ ፍቃዱ ቶሎሳ (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ከምዝበልዎ፤ መሰል ምምራፅ ብግቡእ ምጥቃም ተኣማንነት…
ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጥሙ ተለዋዋጢ ብድሆታት ንምፍታሕ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ወሳኒ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ )ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዘጋጥሙ ተለዋዋጢ ብድሆታት ንምፍታሕ ንምውፃእን ስርዓተ ጥዕና ንምጥንኻርን ወሳኒ እዩ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…
ኣብ እዋን ለውጢ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ንምስፋሕ ብዝተወገኑ ስራሕቲ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ሕርሻ ካብ ባህላዊ ሜላ ኣተሓራርሳ ናብ ሜካናይዜሽን ንምስግጋር ብዙሓት ስራሕቲ ተወጊኖም ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ኣዲሱ ኣረጋ፡፡
ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ 100 መዓልቲታትን ትሽዓተ ኣዋርሕን በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም…
ተመሓይሹ ዝፀደቐ ኣዋጅ ኣቪዬሽን ሴኪዩሪቲ ኢትዮጵያ ንዕቤት ትራንስፖርት ኣየር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተመሓይሹ ዝፀደቐ ኣዋጅ ኣቪዬሽን ሴኪዩሪቲ ኢትዮጵያ ንዕቤት ትራንስፖርት ኣየር ሓደ ደረጃ ክብ ዘብል ኢዩ ኢሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን።
ባይቶ ወከልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ዘበን መበል 15 ስሩዕ ኣኼባ ኣዋጅ ሴኪዩሪቲ ኣቪዬሽን…
ትካላት መንግስቲ ኣሜሪካ ንህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ካብ ትካላት መንግስቲ ኣሜሪካ፣ ዋና ዋና ትካላት ፋይናንስን ፍሉጣት ኩባንያታትን ልዑል ሓገዝ ረኺባ።
እቶም ትካላት ኣብ ዋሽንግተን መድረኽ ፋይናንስ ሮድሾው ነቲ ፕሮጀክት ሓገዝ ከምዝገብሩ…