Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘጠናኽሩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዘጠናኽሩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ ብምክትል ሚኒስትር ፋይናንስ ቻይና ሊያው ሚን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ብምቕባል ኣዘራሪቦም። ኣብ መንጎ…

ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ብራዚል ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢንቨስት ንክገብሩ ዘኽእል ሰምምዕነት ተፈፂሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ መስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንዲር ፌሬራ ዶሳንቶስ ዘቲዮም። ከልቲአን…

ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ኣብ ምሃብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ኣድላዪ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ምላሽ ኣብ ምሃብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ኣድላዪ ኢዩ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። መበል 19 ጉባኤ ሚኒስትራት ሓለዋ ከባቢ ኣፍሪካ፥ ፀገማት ኣፍሪካ ንምፍታሕ ዕድላት…

ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩዋ ኣሎ-ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ከቢድ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንፀላልዩ ከምዘሎ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ዕስለ መበገሲኡ ካብ ከባቢታት ዓፋር እንትኾን ዞባታት ምብራቕ፣ ደቡብ ምብራቕን ደቡብን…

74 ኣባይቲን 160 ተሽከርከርቲን እንትዕገታ ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ድማ ብመንግስቲ ተወሪሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 689 ሚሊየን ብር፣ 74 ኣባይቲ፣ ሓደ ህንፃን 160 ተሽከርከርቲን እንትእገዳ ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ድማ ብመንግስቲ ከምዝተወረሰ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ…

መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ። እቲ ቦርድ ሎሚ ምስ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተዛተየ እንትኸውን÷ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ድማ ብኣካል ምልከታ ከምዝገብር ገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ላዕለዋይ…

ኣፍሪካ ፅንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣፍሪካ ፅንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፁ። ኮሚሽነር ሕርሻ፣ ልምዓት ገፀር፣ ብሉ ኢኮኖሚን ዘላቒ ልምዓት እቲ ሕብረት ኣምባሳደር ጆሴፋ ሳኮ÷ኣብ…

ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንምስፍሕፋሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ይርከብ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሽከርከርቲ ንምስፍሕፋሕ ብዕቱብ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ ሓሰን÷ ኣብ ከተማ ገላን ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኮምፕሌክስ…

ኣምባሳደር ተፈሪ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ሽኮር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብሪታኒያ ተፈሪ መለሰ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ሽኮር ጆስ ኦራይቭ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ተፈሪ ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ለውጢ ዝምልከት ገለፃ ገይሮም። ብፍላይ ፋብሪካታት ሽኮር ሓዊሱ ኣብ ኢድ…

ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምላሽ ዝረክብ ብናዕቢን ክውከትን ዘይኮነስ ንሰላም ቅድሚት ብመሃብ ኢዩ – ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ሕቶ ምላሽ ዝረክብ ብናዕቢን ክውከትን ዘይኮነስ ንሰላም ቅድሚት ብመሃብ ኢዩ ክብሉ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር መተሓባበሪ ክላስተር ጉዳያት ምምሕዳር ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሰማ ጥሩነህ (ዶ/ር) ኣብ ክልል…