Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩይ ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። እቲ ድምፃዊ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዝ ድሕሪ ምፅናሕ ከምዝዓረፈ ተገሊፁ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብሕልፈት ድምፃዊ ጌታቸው ካሳ ዝተሰመዖ ሓዘን እናገለፀ፥ ንዘመድ ኣዝማድ፣…

ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌዴራልን ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሙያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ረሻድ ከማልን ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ኢትዮጵያ ሎሚ እውን ኣብ ቀፃሊን ብመስዋእትነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኢትዮጵያ ሎሚ ይኹን ኣብ ቀፃሊ ብመስዋእትነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ” ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ግልጋሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ ብሓራዊ ተጋድሎ ዶባን ሰንደቓን ናይ ምኽባርን ታሪኽ ናፅነትን ናይ ዘለዎም ህዝቢታት…

ኢትዮ-ቴሌኮም ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ምግባር ግደ መሪሕነቱ ዝዋፃእ ዘሎ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ኣብ ምግባር ግደ መሪሕነቱ ዝዋፃእ ዘሎ ከምዝኾነ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍረሂወት ታምሩ ኣፍሊጠን። እቲ ኩባኒያ፥ ትካላት ውፅኢታዊ ንክኾና፣ ኣገልግሎተን ብቕልጡፍ ተበፃሒ ንምግባርን ፍሪያተን…

በዓልቲ ገዝኡ ዝቐተለ ውልቀሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ምስ ካሊእ ወዲ ርክብ ኣለኪ” ብዝብል ብቕንኢ ተላዒሉ ንበዓልቲ ገዝኡ ዝቐተለ ውልቀሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ። ውሳነ ቅፅዓት ዝተመሓላለፈሉ ስሜነህ ግርማ በለጠ 25 ሕዳር 2015 ዓ.ም ምሸት ብግምት 2፡20 ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ዩኒቨርሲቲ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዩኒቨርሲቲ ሙዌኔ ዲቱ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ተጠባባቒ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍሌ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ሙዌኔ…

ኢትዮጵያን ትካል ደቡባዊ ምትሕብባርን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዛዕባታት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ትካል ደቡባዊ ምትሕብባርን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎም ዛዕባታት ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ፥ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)ን ዋና ፀሓፊ ትካል ደቡባዊ ምትሕብባር መንሱር ቢን ሙሳለምን ክታሞም…

ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ልምዲ ዝውሰደሉ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ እናተኻየደ ዝርከብ 9ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ፤ ኢትዮጵያ ንተተኣናግዶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ልምዲ ዝውሰደሉ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። 9ይ ፎረም ከተማታት…

ሐዚ እውን ዘይተመለሱ ብዙሓት ሕቶታት ህዝቢ ኣለዉና- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዘዐወትናዮምን ውፅኢታዊ ዝኾኑን ስራሕቲ እንተሃለዉ እውን ሐዚ እውን ዘይተመለሱ ብዙሓት ሕቶታት ህዝቢ ኣለዉና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…

ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምስንዳእ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምኽባር ሰሪሓ ኢያ – ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብምስንዳእ ብሄራዊ ረብሓኣ ንምኽባር ሰሪሓ ኢያ ከብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ገሊፆም። ኣብ ክሊ እቲ ዝተኻየደ ጉባኤ፥ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋን…