Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ተወካሊ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ራሚዝ ኣላክባሮቭ ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ አዛብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ዛዕባን ካልኦት ዝተፈላለዩ ሓበራዊ ዛዕባታትን መብርሂ ሂቦም። ከይዲ…

ሙዚየም ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ታሪካዊ ክብሩ ሓሊዩ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙዚየም ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ታሪካዊ ክብሩ ሓሊዩ ህንፀቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እቲ ሙዚየም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ሐዚ ካብ ዝተሃነፁን ኣብ ህንፀት ዘለዉን ፕሮጀክትታት እቲ ዝዓበየ ኢዩ ኢለን።…

ኣንበጣን ባርኖስን ብዝተዋደደ ኣገባብ ክንከላኸሎ ይግባእ – ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕስለ ኣንበጣን ባርኖስን ብዝተዋደደ ኣገባብ ምክልኻል ከምዝግባእ ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ቢሮ ሎሚ ኣብ ዝዘርገሖ ደብዳቤ÷ “ዓንዲ ሑቐ ትግራይ ዝኾኑ መናእሰይ ኣብ ምክልኻልን ዕስለ ኣንበጣን…

ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ሰነድ ስምምዕነት ትራንስፖርት ነፈርቲ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ሰነድ ስምምዕነት ትራንስፖርት ነፈርቲ ከቲመን። እቲ ሰነድ ኣብ 1965 ዓ.ም ተፈሪሙ ኣብ ኣገልግሎት ዝፀንሐ እንትኸውን፥ እቲ ስምምዕነት ብምምሕያሽ ክልቲኣዊ ኣገልግሎት መጓዓዚያ ኣየር ንምክያድ ኢየን ተፈራሪመን። መገዲታት…

በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትግራይ ደው ኢሉ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ደው ኢሉ ዝፀንሐ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልከላ ትራንስፖርት ባጃጅ ዝተነበረለን ከተማታት ፅባሕ ግልጋሎት ንኽጅምራ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልከላ ትራንስፖርት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሸከርከርቲ (ባጃጅ) ዝተነበረለን ሽዱሽተ ከተማታት ፅባሕ ስሩዕ ግልጋሎት ትራንስፖርት ንኽጅምራ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፈቒዱ። እቲ እዚ ኣብ ዝሃቦ እዋናዊ ሓበሬታ ቁፅሪ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ሙሓመድ ቢን ኣብዱልከሪም ኣል-ዒሳን (ዶ/ር) ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ብፍላይ ምስ ሃገራት ዓረብ ዘለዋ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ገይሮም። ዋና…

ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ለምዓት እታዎታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 4 ነጥቢ 39 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ፥ ጠንካራ ሰንሰለት ቀረበን ዕዳጋን ብምፍጣር ፅርየቶም ዝሓለዉ እታዎታት በምቕራብ…

ፀገም ፅርየት ዝተርኣየሎም ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መድሓኒታትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍቢሲ)ኣብ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ፀገም ፅርየት ዝተርኣየሎም ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመቱ መድሓኒታትን እታዎታት መድሓኒትን ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣትዉ ከምዝተገበረ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኣይተ…

ባንኪ ዓለም ንመሳለጢ ማሕበራዊ ግልጋሎት ከተማ ዓዲግራት ዝውዕል 180 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንመሳለጢ ማሕበራዊ ግልጋሎት ከተማ ዓዲግራት ዝውዕል 180 ሚልየን ብር ደገፍ ከም ዝገበረ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። ከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሙን ሓጎስ ከም ዝገለፅዎ÷ “ዋላ እኳ እቲ ዝተገበረ ገንዘባዊ ደገፍ ብዘላቒ ፀገማት…