Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ብሚኒስቴር ቱሪዝም ዝምራሕ ዓብዪ ኮሚቴ ናብ ስራሕ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውን ናብ ሃገሮም ክመፅኡ ዘቕረቡዎ ፃውዒት ስዒቡ ብሚኒስቴር ቱሪዝም ዝምራሕ ዓብዪ ኮሚቴ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥…
ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ንትግበራ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ፈረንሳይ ኣብ ትግበራ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣብ ኢትዮጵያ ሉዊስ ኣንቶኒ ሶቼት ገሊፆም።
እቲ ኤጄንሲ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ኩለመዳይ ምትሕብባራት ልምዓት ኣጠናኺ…
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ሎሜ ብመስኖ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ሎሜ ብመስኖ ኣብ ዝለምዐ ዝራእቲ ስርናይ ሓጋይ ዑደት ኣሳሊጦም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ እዋን ዑደት ከምዝበሉዎ÷ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብቲ ክልል ኣብ 7 ሺሕ ሄታር መሬት…
ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መውሊድ ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰስ ሓድጊ ንምምዝጋብ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል መውሊድ ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ዘይድህሰስ ሓድጊ ንምምዝጋብ ዝዓለመ ዘተ መጀመሪ መፅናዕቲ ኣይዱ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ብተኸተልቲ እምነት እስልምና…
ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያ ዘቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ሓራዊ ኣብ ዝኾኑ እዋናዊ፣ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን በዓልብዙሕ ጉዳያትብ ጠሚቶም ከምዝዘተዩ…
ሉኣላዊነት ምግቢና ንምርግጋፅ ንገብሮ ፃዕሪ ይዕወት ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉኣላዊነት ምግቢና ብዘተኣማምን መልክዑ ንምርግጋፅ ንገብሮ ፃዕሪ ይዕወት ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ስርናይ መስኖ ሓጋይ እዚ ዓመት ዓሚ…
ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ፖሊስ ፌዴራል ንመወዳእታ ጊዘ ንዘተ ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንመወዳእታ ጊዘ ንዘተ ቀሪቡ።
ፖሊስ ፌዴራል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ኢዩ እቲ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ንክልተ…
ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ህንዲ ምስ ዝርከባ ዩንቨርስቲ ጄኤስን ዩኒቨርሲቲ…
ኣብ ትግራይ 800 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ይከፋፈል ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 800 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ።
እቲ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ እዋን ሓጋይ 2016 ዓ.ም ንዝካየድ መስኖን ዘበነ ምህርቲ 2016/17ን ዝውዕል ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ኣብ ሃገራዊ ምኽክር ትኹረት ዝጠልቡ ጉዳያት ምፍላይ ብእዋኑ ንኽዛዘም ርብርብ ክግበር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ምኽክር ትኹረት ዝጠልቡ ቀንዲ ቀንዲ ጉዳያት ብምፍላይ ኣብ ዝተደለየ እዋን ንኽዛዘም መዳርግቲ ኣካላት ርብርብ ክገብሩ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም።
ኣብ ኣፈፃፅማ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዝተገበረ ፀብፃብ…