Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያ ንህንፀት ሃገር ድው ዝኾነ ትውልዲ ንምቕራፅ ዘኽእል ኢዩ – ሜ/ጄ ጥሩዬ ኣሰፌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያ ንህንፀት ሃገር ድው ዝኾነ ትውልዲ ንምቕራፅ ዘኽእል ኢዩ ኢለን ዳይሬክተር ምምሕዳር ሙዚዬምን ሓድጊን ሰራዊት ምክልኻል ሜ/ጄ ጥሩዬ ኣሰፌ፡፡
ሜ/ጄ ጥሩዬ ከምዝበለኦ÷ ሙዚዬም ሰራዊት ኢትዮጵያካብ ዘመነ መንግስቲ ኣኽክሱም…
ምዝገባ መረፅቲ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ፡፡
ምዝገባ መረፅቲ ምጅማሩ ስዒቡ ደማ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዜጋታት ናብ መረፃ ጣቢያታት ብምኻድ ናይ መረፃ ካርዲ እናወሰዱ ይርከቡ፡፡
ኣብቲ ከይዲ ምዝገባ 18…
10 ሺሕን 934 ሕፁያት ኣብ መረፃ ንምውድዳር ቀሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ካብ ዝተመዝገቡ 47 ፓርቲታት 10 ሺሕን 934 ሕፁያት ኣብ መረፃ ንምውድዳር ቀሪቦም ኢሉ፡፡
ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ኣብ ዝሃበኦ ጋዜጣዊ መግለፂ÷ ካብ ፅባሕ 28 ለካቲት ጀሚሩ ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ…
ኢትዮጵያ ብፈተናታት ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ብሰራዊትና ተጋድሎ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብፈተናታት ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ብሰራዊትና ተጋድሎ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከባቢ ጃንሜዳ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቐ ሙዚየም ሰራዊት ምክልኻ ምስ ጎብነዩ ኣብ…
ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት
ፅባሕ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት…
ብተኸተልቲ እምነት እስልምና ኣብ መስቀል ኣደባባይ ምስ ዝካየድ ዓብዪ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ተተሓሒዙ ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ክዕፀዉ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ፡-
- ካብ መገናኛ ናብ መስቀል…
ፕሮግራም ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ጠቓሚ ኢዩ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮግራም ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ጠቓሚ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡
4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ጥምረት ንፅሬት ሆስፒታላት ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡
ዶ/ር መቅደስ…
7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም መንግስቲ ኣድላዩ ኩሉ ደገፍ ክገብር እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንምዝዛም ዘድሊ ኩሉ ድጋፍ ክገብር እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ።
"ዳይነትን ዲሞክራሲን ንዕውትነት ትካላትን፤ ዕውት ህንፀት ሃገረ መንግስቲን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…
6ይ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር ቀዳም ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 6ይ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር ቀዳም ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ እዩ ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ።
መርሃ ግብሪ ሃገራዊ ጎደና ኢፍጣር "ነጃሺ ለሀገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክካየድ እዩ።
ሓላፊ ቤት…
ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ውህደት ሓይሊ ዘለዋ እጃም እናዓበየ መፂኡ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ውህደት ሓይሊ ዘለዋ ግደ እናዓበየ መፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)።
ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕ ታውን እናተካየደ ዘሎ ጉባኤ ኢነርጂ ኣፍሪካ ጎና ጎኒ ብባንኪ ዓለምን ባንኪ ልምዓት…
ህዝቢ ትግራይ ንህወሓት ከይተገዝአ እቲ ክልል ካብ ዝኣተዎ ፀገም ከድሕን ኣለዎ- ውድባት ፖለቲካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝቢ ትግራይ ንዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣይግዛእን ብምባል እቲ ክልል ካብ ዝኣተዎ ፀገም ከድሕን ኣለዎ ኢሎም ውድባት ፖለቲካ፡፡
ዋና ፀሓፊ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ( ትዴፓ) ሙሉብረሃን ሃይለ ከምዝበልዎ፤ ኣብቲ ክልል ዘሎ ዘይሕጋዊ…