Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናብ ሓዱሽ ጥንኹር ብራኸ ዘብፅሕ ተወሳኺ ዕድል
ኣዲስ ኣበባ፣16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ንኢትዮጵያ ሓድሽ ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ ካብ ምስግጋር ዘበን ብተወሳኺ ካብቲ ዘጋጠማ ጉዕዞ ቁልቁለት ተሲኣ ኣብ ዝተረጋገፀ መንገዲ ምርካባ እዩ።
ናይ ሎሚ ሓቂ ብትኽክል ንምርዳእ፣ ናይ ትማሊ ኣንፈት ምዝካር ኣገዳሲ እዩ። ንዓመታት ኢትዮጵያ…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፅሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ምሉእ ቃል ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦
እንኳዕ ንብርሃነ መስቀሉ ኣብፅሐኩም!…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል መስቀል ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ምሉእ ቃል ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፦
ንበዓል መስቀል እንኳዕ ኣብፀሐኩም
በዓል…
ሰብ ሰራሕ ብልሒ ኣብ እታወት ምትእስሳር ቱሪዝም መሰረታዊ ለውጢ እናምፀአ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሰራሕ ብልሒ ብሓፈሻ ኣብ ምትእስሳር እታወት ቱሪዝም መሰረታዊ ለውጢ እናምፀአ ይርከብ።
ናይዚ ዓመት ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም “ዲጂታል ኣጀንዳን ሰብ ሰራሕ ብልሒ ንሓዱሽ ኣተሓሳስባ ቱሪዝም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር እዩ።
ኣብ…
ምርግጋፅ ዋንነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንድሕነት ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ወሳኒ እዩ – ምሁራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ምርግጋፅ ዋንነት በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ዝረኣዩ ስግኣታት ፀፅታ ንምቅላል ዝሕግዝ ኢዩ ኢሎም ምሁራን ፖለቲካን ምሕደራን ሳይንስ።
ሞያዊ ሓሳቦም ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ዘካፈሉ እቶም ምሁራን፤ ጉዳይ ምውናን በሪ ባሕሪ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል መስቀል ዳሜራ ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገድታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ዝኽበር በዓል መስቀል ዳሜራ ምኽንያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገድታት ዕላዊ ተገይሮም።
ብመሰረት እዚ ካብ 16 መስከረም 2019 ዓ.ም ሰዓት 5 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ክሳብ መወወዳእታ እቲ በዓል፦
👉…
ሓድሽ ኣብነት ዞባዊ ምትእስሳር
ኣዲስ ኣበባ፣15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ውህደት ምጣነ ሃፍቲ ዓብዪ ምዕራፍ ዝኸፈተ ስትራቴጂካዊ ፕሮጀክት ብምትሕብባር መንግስታት ኢትዮጵያን ጅቡትን ዕላዊ ተገይሩ።
እዚ ዓብዪ ፕሮጀክት ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ዳመርጆግ ምስ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ደወሌ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ደመራ መስቀል መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣15 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፅባሕ ዝኽበር በዓል ደመራ መስቀል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበረሎም መንገድታትን ኣደባባያትን መርሃ ግብሪ ፅሬት ተኻይዱ።
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዓብዪ በዓል ደመራ መስቀል ብሓባራዊ ሓድነትን ብድምቀትን ንምኽባር ምድላዋት…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሞተር ብሽክሌታ ምሽክርካር ንዘይተወሰነ ግዜ ተኸልኪሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2019 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ መዓልቲ 15 መስከረም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ በዓል ክልተ ወይ እውን በዓል ሰለስተ እግሪ ሞተር ብሽክሌታታት ምሽክርካር ከም ተኸልኪሉ ኢሉ ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ።
ዋና ላዕለዋይ መምርሒ…
ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ማርቶማ ማቴዎስ 3ይ ንበዓል ደመራ መስቀል ንምክባር ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓትርያርክ ማላንካራ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን ህንዲ፣ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ባስልዮስ ማርቶማ ማቴዎስ 3ይ በዓል ደመራ መስቀል ንምክባር ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
ብመሰረት ዕድመ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ…